ንኣስታት ሓደ ዓመት ብጉጅለ ህግደፍ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሽዱሽተ ባሕረኛታት ዜጋታት ስሪላንካ ከምዝተፈትሑ ተገሊጹ። እቶም ንልዕሊ ሓደ ዓመት...
Year: 2025
ኬንያ ነቲ ካብ ስደተኛታት ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንዝቐርብ ዘሎ ሕቶ ዕቝባ ሓደ ብሓደ ክትምርምሮ ምዃና ብምሕባር፡ ነቲ...
ንክልላት ዓፋር ትግራይን ኣምሓራን ዘጠቃልል ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ፡ ምስ ወደባት ጁቡትን ኤርትራን ብመስመር ባቡር ንምትእስሳር፡ ሓዲድ ናይ...
ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ 24 ጥቅምቲ 2025፡ኣብ ዞባ ጋሽባርካ መስመር ባረንቱ-ኣንቶረ ብዓርቢ 24 ጥቅምቲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ፡...
ኣዛዚ ደሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ዝኮነ ኮረኔል ኢብራሂም ሃሩን፡ ንሰለስተ ኣዋርሕ ክስልጥኑ ዝጸንሑ ኣባላት ሰራዊት ድሕሪ...
ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝተመስረተን፡ ብቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ኣፍልጦ ዝረከበን ስምረት ፓርቲ፡ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ኣማካሪ ቀዳማይ...
ኢትዮጵያ ምስ ጉጅለ ህግደፍ ናይ ኤርትራ ዘለዋ ጉዳይ፡ ብሽምግልና ክንፈትሖ ድላይ ከምዘለዋ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊጹ። ኣባል...
ጃፓናዊት ፖለቲከኛ ሳናኤ ታካይቺ፡ ኣብ ክልቲኡ ቤት ምክሪ እታ ሃገር ኣብዝሓ ድምጺ ድሕሪ ምርካባ፡ ቀዳመይቲ ጓል ኣንስተይቲ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ባሌ ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ዘካየዶ ምብጻሕ፡ ኣብ...
ንኡስ ክፍሊ ድፕሎመሲ ህዝባዊ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ እስራኤል ፡ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት መንግስቲ እታ ሃገር፡ ኣብ ክሰነት...