ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳ ዣን ኖኤል ባሮው፡ እስራኤል ንጥንታዊ ኣኽራን ሊባኖስ ድሕሪ ምቁጽጻራ፡ ህጹጽ ኣኼባ ባይቶ ጸጥታ...
ፈረንሳዊት ክለብ ፒኤስጂ ንኢንግሊዛዊት ክለብ ኣረሰናል ረቲዓ ዋንጫ ቻምፒዮንስ ሊግ ምዕታራ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ነዚ ዓቢ ዓወት እዚ...
መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ንፕረዚደንታዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ምኽንያት ብምግባር ብመንገዲ ቤትጽሕፈቱ ኣቢሉ ኣብ ዝሃቦ መጠንቀቕታ፡ ዜጋታታ ዓባይ ብሪጣንያ...
ንዓሰርተታት ኣሽሓት ኤርትራውያን፡ ብዘይ ዝኮነ ክስን ፍርድን ንዓመታት ኣብ ጎዳጉድን ኮንተይነራትን ሓይሩ ኣብ ምስቃይ ዝርለብ ጉጅለ ህግደፍ፡...
ህወሓት ዳግማይ ናብ ስልጣን ድሕሪ ምምላሱ፡ ኣብ ኩለን ከባቢታት ትግራይ ኣብ ልዕሊ መናእሰያት ዝፈጸም ዘሎ ጅምላዊ ናይ...
ብድሌት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ብሃውሪ ዝውሰንን ዝቀያየርን ዲፕሎማስያዊ ርክባትን ውዕላትን፡ ንህዝቢ ኤርትራ ከምዘየርብሖን ዋጋ ከምዘኽፍሎን ተሓቢሩ። ውልቀ...
ብሓይሊ ኣፈሙዝ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምርጋጽ ዝርከብ ውልቀምልካዊ ስርዓት ጉጅለ ህግደፍ፡ ሕጂ ኣብ ከባቢ ዶባት ብዝከፈቶ ናይ...
ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ደቡባዊ ኢራን ሓድሽ መጥቃዕቲ ከም ዝፈጸመ ገሊጹ። እቲ ብሰራዊት ኣመሪካ ዝተወስደ መጥቃዕቲ፡ ኣብ ልዕሊ...
ግብጺ ጉጅለ ህግደፍ ኮነ ኢሉ ኣብ ዝደወና ኤርትራ ዩኒቨርሲቲ ክትከፍት ምዃና ዝገልጽ ሓበሬታ ተዘርጊሑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ካይሮ...
ሃገራዊ ባጀትን ተቆጻጻሪ ባይቶን ቅዋምን ዘይብሉ ጉጅለ ህግደፍ፡ ብጉልባብ “ስንኩላን ንምሕጋዝ” ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ካብ ህዝቢ...