ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ልኡል ወራሲ ስዑዲ ዓረብ መሓመድ ቢን ሳልማን ኣብ ልዕሊ ሑቲ ዘካይዶ ዘሎ መጥቃዕቲ ነፈርቲ...
International News
ኢራን ብመጻብቦ ሆርሙዝ ትሓልፍ ኣብ ልዕሊ ዝነበረት መርከብ መጥቃዕቲ ድሕሪ ምፍጻማ፡ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ሓድሽ ማዕበል...
ዓለምለኻዊ ቤት ፍርዲ ገበናት (ICC)፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ሱዳን ዞባ ዳርፉር ዝተፈጸመ ገበናት ኲናት፡ ምስ መራሕቲ...
ውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ህወሓት፡ ነቲ ቀዳማይ ምኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝቐረበን ፡ ንህወሓት ምስ ህግደፍን ሱዳንን...
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ብዘካየደቶ ሓድሽ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 14 ከምዝተቐትሉ ሰብመዚ እታ ሃገር ገሊጾም። ሓደ ካብ’ቲ መጥቃዕቲ...
ኣብ ሱዳን ግንባር ኩርሙክ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ዝሳተፍ ዘሎ ኣካል ሓይልታት ትግራይ ዝኮነ ዕጡቅ ሓይሊ ኣርሚ...
ኣብ ቅልውላው ዝጸንሐት ክልል ትግራይ፡ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ናብ ትካላዊ ኣሰራርሓን ልዕልና ሕግን ትምለስ ምህላዋ፡ ዶክተር ደብረጽዮን...
ዓለምለኻዊ ትካል ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ዝዀነ ሂዩማን ራይትስ ዎች፡ ኣብ ትግራይ ንዘሎ ኩነታት ኣመልኪቱ ትማሊ ኣብ ዝሃቦ...
ዕጡቕ ሓይሊ ዳዕመል- ሰሪዕ፡ ገበናት ኣንጻር ሰብኣዊነት ምፍጻሙ፡ ኣምነስቲ ከሲሱ። ኣብ ሱዳን ዝንቀሳቐስ ዕጡቕ ሓይሊ ዳዕመል-ሰሪዕ፡ ዝሓለፈ...
ሓደ ካብ ተቓወምቲ ውድባት ብምኳን፡ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ክንቀሳቀስ ዝጸንሐ ውድብ ኢዜማ፡ ፈደራልዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ...