ቅድሚ ሓደ ወርሒ፡ ኣብ ኡጋንዳ ርእሰ ከተማ ካምፓላ ናብ ዝርከብ መዕቆቢ ህጻናት ብምእታው፡ ኣርባዕተ ዕሸላት ህጻናት ዝቐተለ...
International News
ሕብረት ኣውሮጳ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርአ ዘሎ ምዕባለታት ከም ዘሰከፎን፡ ኣብ ትግራይ ዝውላዕ ዳግማይ ኲናት ነዚ ዞባ...
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ንዝተኸፈተ ኲናት ኣብ ምምሕዳር ጥራሕ፡ ልዕሊ 25 ቢልዮን ዶላር ከምዘውጽአት ተገሊጹ። ነዚ ጸብጻብ...
ምስ ሓሽሽ ብዝተተሓሓዘ ገበናት ብውሕዱ 65 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት፡ ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ናይ ሞት ፍርዲ ተዋሂቡዎም ኣብ ኣዝዩ...
ወግዓዊ ኣፍልጦ ካብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተነፊጉ ዝርከብ ውድብ ህወሓት፡ ምስ መንግስቲ ፌደራል ዝጸንሓና ርክብ ተበቲኹ እዩ ብምባል፡...
ዶናልድ ትራምፕ፡ ነቲ ኢራን መጻብቦ ሆርሙዝ ዳግማይ ንምክፋት ዘቅረበቶ ሓሳብ ከምዝነጸጎ ተገሊጹ። ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ መጻብቦ...
ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዝተረኽቡሉ ናይ ድራር ስነ-ስርዓት፡ ነቲ ፕረዚደንት ንምቅንጻል ዝተፈጸመ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ...
ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ንጉዳይ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ኣብ ዘቅረቦ ዓመታዊ ጸብጻብ፡ ኢትዮጵያ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ፡ ናብ ምርግጋእ ክትመጽእ...
ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ኔታንያሁ፡ ብጉዳይ ኢራን ዓለምለኻዊ ጥፍኣት ከጋጥም ይኽእል እዩ ብምባል፡ ንኢራን ብከቢድ ኣጠንቂቑ። ቀዳማይ...
ዕጥቅ ሓይሊ ቅልጡፍ ደገፍ ሱዳን (RSF)፡ ካብ ሰራዊት ሃዲሙ፡ ናብ ሰራዊት ሱዳን ኢዱ ኣብ ልዕሊ ዝሃበ ላዕለዋይ...