ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ሃገሩ ነቲ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ኢራን ኣብ ዝወደቐት ነፋሪት ውግእ ዝነበረ ኣባል ሓይሊ...
International News
ኲናት ኢራን ካብ ዝጅመር ኣትሒዙ ወሽመጥ ሆርሙዝ ብውሳነ ኢራን ተዓጽዩ ምህላዉ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ትማሊ ግን ዋንነት ፈረንሳ...
ሰራዊት ኢራን ንፍሉይ ተልእኮ ናብ ግዛኣት ኢራን ንዛኣተወት ናይ ውግእ ነፋሪት ኣመሪካ፡ ሃሪሙ ከምዘውደቀ ተረጋጊጹ። ምምሕዳር ዋይት...
ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ዘካይዶ ዝጸንሐ ወታደራዊ ወፍሪ፡ ቀንዲ ሸቶታቱ...
ሃገራዊ ትካል ጠፈር ኣመሪካ ናሳ፡ ኣርተሚስ 2 ዝተሰምየትን፡ ብሰንኪ ኩነታት ኣየር ንመዓልታት ዝተዳናጐየን መንኮርኮር፡ ብቅድሚ ትማሊ ረቡዕ...
ኢራን ነቲ ዓበይቲ ናይ ንግዲ መራኽብ፡ ብቀይሕ ባሕሪ ኣቢለን ካብን ናብን ህንዳዊ ውቅያኖስን ማእከላይ ባሕርን ዝሓልፋሉ ኣገዳሲ...
ኣብ ኢራን ዝርከብ ኣባል ኮሚተ ፓርላማ፡ ብወሽመጥ ባሕሪ ሆርሙዝ ብዝሓልፋ መራኽብ ቀረጽ ንምኽፋል ዘርቀቖ ሕጊ ከም ዘጽደቐ፡...
ልዕሊ 7 ሚልዮን ዝቁጽሮም ኣመሪካውያን ዜጋታት፡ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ንዘካይዶ ዘሎ ኲናት ዝኹንን፡ ናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ...
ኣብ የመን ዝርከብ ብኢራን ከምዝድገፍን ዝንገረሉ ዕጡቅ ጉጅለ ሑቲ፡ ኵናት ኣመሪካ እስራኤልን ኢራን ሓደ ወርሒ ኣብ ዝመላኣሉ...
ሰራዊት ሱዳን፡ ካብ ኢትዮጵያ ብዝተበገሰ ሰራዊት ድሕሪ ዝበጽሖ መጥቃዕቲ ዶብ ጥሒሱ፡ ኣብ ዞባ ቤኒሻንጉል ጉምዝ መጥቃዕቲ ምፍጻሙ...