ልዕሊ 7 ሚልዮን ዝቁጽሮም ኣመሪካውያን ዜጋታት፡ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ንዘካይዶ ዘሎ ኲናት ዝኹንን፡ ናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ...
International News
ኣብ የመን ዝርከብ ብኢራን ከምዝድገፍን ዝንገረሉ ዕጡቅ ጉጅለ ሑቲ፡ ኵናት ኣመሪካ እስራኤልን ኢራን ሓደ ወርሒ ኣብ ዝመላኣሉ...
ሰራዊት ሱዳን፡ ካብ ኢትዮጵያ ብዝተበገሰ ሰራዊት ድሕሪ ዝበጽሖ መጥቃዕቲ ዶብ ጥሒሱ፡ ኣብ ዞባ ቤኒሻንጉል ጉምዝ መጥቃዕቲ ምፍጻሙ...
እስላማዊ ሓለዋ ሰውራ ኢራን፡ ብመጻብቦ ሆርሙዝ ክሓልፋ ዝፈተና ሰለስተ ናይ ጽዕነት መራኽብ ክምለሳ ከዘገደደን፡ ነቲ መጻብቦ ከምዝዓጸወን...
ሕብረት ኤውሮጳ ትማሊ ሓሙስ ኣብ ዘካየዶ ኣኬባ፡ ሕቶ ዑቕባኦም ዝተነጽጉ ስደተኛታት፡ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ናብ ዝርከባ...
ኢራን ኣመሪካ ንዘቅረበቶ ውጥን ምቁራጽ ተጻቦኦ ኣመልኪታ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፡ ክምላእ ኣለዎ ዝበለቶ ቅድመ ኩነት ኣቀሚጣ። ኢራን...
ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን ኣባስ ኣራግቺ፡ ሃገሩ ኢራን ምስ ኣመሪካ ኩለመዳያዊ ስምምዕ ምቁራጽ ተጻቦኦ እምበር፡ ግዝያዊ ስምምዕ...
ኢራን፡ ድሕሪ እቲ ካብ ትራምፕ ዝተዋህባ ናይ 48 ሰዓታት መጠንቀቕታ፡ ምስ ኣመሪካ ምትእስሳር ኣብ ዘለዎም ትካላት ትሕተ-ቅርጺ...
ኢራን ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ መዓስከራት ብሪጣንያ ዝኮነ ዓይነት መጥቃዕቲ ከይትፍጽም ብሪጣንያ ከምዘጠንቀቐት ተገሊጹ። ጸሓፊት ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ...
እስራኤል ኣመሪካን፡ ብዕለት 28 ለካቲት 2026 ኣብ ልዕሊ ኢራን ኲናት ድሐኢ ምውልዐን፡ ኢራን ንመጻብብ ሆርሙዝ ዓጽያቶ ምህላዋ...