ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝኮነን፡ ኣብ ምፍራም ስምምዕ ፕሪቶርያ ወሳኒ ኣካል ዝኾነን ኦሉሰጉን ኦባሳንጆ፡...
International News
ሓንቲ ወተሃደራዊት ሄሊኮፕተር ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ገማግም ዖማን ወዲቓ ከምዝተሓምሸሸት ተገሊጹ። እታ ኣብ ከባቢ መጻብቦ ሆርሙዝ ዝወደቐት...
ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ካብ ክልላት ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ቤንሻንጉል ጉሙዝን ጋምቤላን ተጠርኒፉ ናይ ዝበጽሖ 24 ውጺኢት ምርጫ...
መንግስቲ ፌደራል ብሰንኪ ኣብ ልዕሊ ክልል ትግራይ ኣንቢሩዎ ኣሎ እገዳ ቀረባት፡ ዜጋታት ቁጠባውን ማሕበራውን ቅልውላው የጋጥሞም ከም...
ቀዳማይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴራላዊት ዴሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኢትዮጵያ ነበር ጄኔራል ሳሞራ የኑስ፡ ንእዋናዊ ኩነታት ፖለቲካን ጸጥታን...
ቢቢሲ ቨሪፋይ ዝተሰምየ ናይ ሓበሬታ ትካል፡ ኢራን ካብ ዝጅምር ኲናት ኣትሒዛ ልዕሊ 20 ወተሃደራዊ ትካላት ኣመሪካ ከምዘዕነወትን፡...
ብህወሓት ዳግማይ ናብ ስልጣን ዝተመልሰ ቤት ምኽሪ መንግስቲ ክልል ትግራይ፡ ሓድሽ ተወሳኺ ሽመት ኣብ ዘጽደቀሉ ሰዓት፡ ኣማኑኤል...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳ ዣን ኖኤል ባሮው፡ እስራኤል ንጥንታዊ ኣኽራን ሊባኖስ ድሕሪ ምቁጽጻራ፡ ህጹጽ ኣኼባ ባይቶ ጸጥታ...
ፈረንሳዊት ክለብ ፒኤስጂ ንኢንግሊዛዊት ክለብ ኣረሰናል ረቲዓ ዋንጫ ቻምፒዮንስ ሊግ ምዕታራ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ነዚ ዓቢ ዓወት እዚ...
መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ንፕረዚደንታዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ምኽንያት ብምግባር ብመንገዲ ቤትጽሕፈቱ ኣቢሉ ኣብ ዝሃቦ መጠንቀቕታ፡ ዜጋታታ ዓባይ ብሪጣንያ...