ንህሉው ኩነታት ኣመልኪቱ ትማሊ ኣማሲዩኡ መግለጺ ዝሃበ ውድብ ህወሓት፡ “መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝኣተዎ ውዕል ክፍጽም ብዘይምኽኣሉ፡ ዝተመዛበለን ዝተሰደደን...
Month: May 2025
ኣባላት ቤት ምኽሪ ኢትዮጵያ፡ መንግስቲ ፈደራል ነቲ ካብ ጉጅለ ህግደፍ ዝመጽእ ዘሎ ግሉጽ ናይ ግጭት መግለጺታት፡ ብሰላማውን...
CPJ ዝርከቦም ልዕሊ 31 ተጣበቅቲ ሰባኣዊ መሰላትን ዘይመንግስታውያን ትካላትን፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ነቲ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ መራሒ ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዩክሬን ንዝካየድ ዘሎ ኲናት ብህጹጽ ደው ንኸብሎ፡ ናይ...
ናብ ትግራይ ዝጓዓዛ ዝነበራ ሸቐጣ ሸቐጥ ዝጸዓና ዓበይቲ መኻይን ኣብ ክልል ዓፋር ተዓጊተን ናብ ትግራይ ከያኣትዋ ካብ...
ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ካብ ጎረባብቲ ሃገራት ክበጽሓ ንዝጸንሐ ጸርፍን ዘለፋን ግብረመልሲ ክትህበሉ ሓሳብ ከምዘይብላ ሚኒስተር ሚኒስትሪ...
እስራኤል ኣብ ቓዛ ብዘካየደቶ መጥቃዕቲ ነፈርቲ፡ ደቂ ሓንቲ ማህጸን ዝኮኑ 9 ኣሕዋት ከምዝተቀትሉ፡ እታ ኣደ ከም ሓኪም...
ፕረዚደንት ጅቡቲ ዑመር ገሌ፡ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ ንዞባ ቀይሕ ባሕሪ ትብጽብጾ ዘላን፡ ኣብዚ ዞባ ዘይምርግጋእ ንምስፋን እትሰርሕ...
ንጨኳንን ረጋጽን ስርዓተ ምሕደራ ጉጅለ ህግደፍ ተኺሉ፡ ሃገር ውልቀምሕደራዊ ስርዓት ኣብ ምብራስ ዝርከብ ውልቀመላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ብምክንያት...
ቀዳማይ ሚኒስተር መንግስቲ ፈደራል ብምኳን ንኢትዮጵያ ኣብ ምምራሕ ዝርከብ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ዓሊ፡ ብኣስታት 55 ሚሊዮን ዶላር...