ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝመርሕ ዝነበረን፡ ኣብ’ዚ ሰዓት ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብምኳን...
Month: May 2025
ብጉጅለ ህግደፍ ናብ ክፍሊ ተዓሊም ሳዋ ኣትዮም፡ ወተሃደራዊ ስልጠና ኣብ ምውሳድ ዝጸንሑ ናይ ጀነራል ኣልቡርሃን ሰራዊት ሱዳን፡...
ንኣስታት 50 ዓመታት፡ ኣብ ፖለቲካ ትግራይ ዓቢ ግደ ሒዙ ኣብ ምንቅስቓስ ዝጸንሐ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ፡ ካብዚ...
ቻይና ንሰራዊት ሕክምናዊ ኣገልግሎት ዝህብ ግዙፍ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሕክምና፡ ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ክዕስክር ከምዝለኣኸት ማዕከናት...
ኣብ ታሪኹ፡ ብጾቱ ብምክሓድን ምእዙዛት ኣገልገልቱ ንዝኮኑ ሰባት ተጠቂሙ ብምጉሓፍን ዝፍለጥ ጉጅለ ህግደፍ፡ ሕጂ ውን ነቲ ብስም...
ሓድሽ ርእሰ-ሊቃነ-ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን፡ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ጋዜጠኛታት ዓለም ክፍትሑ ብስም እታ ቤተክርስትያን ጻውዒት ኣቕሪቦም...
ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ነበር ኣቶ ጌታቸው ረዳ፡ ኣብ ትግራይ ንዝፍጸም ዘሎ ዘይሕጋዊ ዕደና ወርቂ፡ ምዝውዋር ሰባትን...
ማሕበር ሰብ ሞያ ጥዕና ኢትዮጵያ፡ መንግስቲ ፈደራል ንፕረዚደንት ማሕበር ሰብ ሞያ ጥዕና ኢትዮጵያ ዮናታን ዳነየ፡ ትማሊ ረፋድ...
ናይ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣባጓይላ ህውከትን ዕግርግርን ብምኳን ኣብ ዝመጸ ግጭት ኢዱ ብምሕዋስ ዝፍለጥ ጉጅለ ህግደፍ፡ ሕጂ...
ብርጌድ ንሓመዱ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ፡ ብ 7 ግንቦት 2025 ኣብ ከተማ ሎንደን ኣብ ዘቃንዖ ዲፕሎማሲያዊ ርክባት፡ ንስግረዶባዊ...