ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ሩስያ ካብ ሰኑይ ኣትሒዛ ኣብ ውሽጢ “ዓሰርተ ወይ 12 መዓልታት” ምስ ዩክረይን እተካይዶ...
Month: July 2025
ሃገራዊ ባይቶ ዓፋር ኤርትራ፡ ንውልቀምልካዊ ስርዓት ጉጅለ ህግደፍ ብብረት ንምምካት፡ ናብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ንካኣቱ ምድላዋት ይገብር ከምዘሎ...
ዓመታዊ ኣብ ዝካየድ ቃለመሕተቱ፡ ዘቤታዊ ቁጠባዊ መዳያት ሃገር ኣብ ፍጹም ውድቀት ምህላዉን፡ ንቁጠባዊ ዕቤት ውሽጡ ሃገር ኣመልኪቱ...
ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ መሓመድ፡ ንኣዛዚ ሃገራዊ ሰራዊት ሶማል ካብ ስልጣኑ ንምእላይ ይሓስብ ምህላዉ ማዕከን ዜና ሶማሊ...
ጥምረት ፖለቲካውያን ውድባት ሱዳን፡ ኣብቲ ኣብ ኣመሪካ ክእንገድ ተወጢኑ ዘሎ ዘተ ሰላም ሱዳን፡ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከም...
ESU ተባሂሉ ዝጽዋዕ ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ፡ ውልቀመላኺ ኢሰያስ ኣብ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን ቃለመሕተቱ ስም ኢማራት ንምልዓዓል ዝተጠቅመሎም...
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ንግብጺ ናይ 4.7 ቢልዮን ዶላር መሸጣ ኣጽዋር ከምዘጽደቀ ተገሊጹ። ብመሰረት እዚ ጸዲቁ ዘሎ...
ቅድሚ ዝተወሰነ መዓልታት፡ ህወሓት ብዝወሰዶ ስጉምቲ ካብ ቤትጽሕፈቱ ተኣሊዩ ዝጽንሐ ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣቶ ሃብቱ ኪሮስ፡...
ብውልቀመላኺ ኢሰያስ እንዳተመርሐ፡ ኤርትራ ኣብ ታሪኻ ሪኣቶ ናብ ዘይትፈልጥ ውርደትን ዕንወትን ክትወድቅ ዝገበረ ኣረሜናዊ ስርዓት ጉጅለ ህግደፍ፡...
ጉጅለ ህግደፍ፡ መቀጸልታ ናይቲ ክካየድ ዝጸንሐ ናይ ጽምዶ ዳሳት፡ ኣብ መሬት ትግራይ ክካየድ ዝብል ሕቶ ብወገን ትግራይ...