ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ጉዳያት ምብራቅ ኣፍሪቃ ዝኮነ ኣቶ ጌታቸው ረዳን፡ ዳይረክተር ሃገራዊ ድሕነትን ሓበሬታን ኣምባሳደር ሬድዋን...
Year: 2025
ሰራዊት እስራኤል ትማሊ ሰንበት ኣብ ቓዛ ደብዳብ ኣየር ድሕሪ ምፍጻሙ፡ ነቲ ተግባር ዝዀነነ ሓማስ እስራኤል ዝወሰደቶ ስጉምቲ...
ኣስታት 35 ስደተኛታት ጽዒና ካብ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ ኣብ ከባቢ ደሴት ላምፔዱሳ ከምዝተገልበጠትን፡ ብርክት ዝበሉ ካብ ተሳፈርታ...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ መንጐ ሰራዊት መንግስትን ዕጡቓት ሓይልታት ፋኖን ክካየድ ዝጸንሐ ውግኣት፡ ብዝከፈአ መልክዑ ይቅጽል ምህላው...
መንግስቲ ክልል ኣምሓራ፡ ክልተ ዓመታት መሊኡ ንዘሎ ዘሎ ግጭት መንግስቲ ፈደራልን ሓይልታት ፋኖን ደው ንምባል፡ ብሰላማዊ መንገዲ...
ኣብ ትግራይ ብሓይልታት ጸጥታ ድሕሪ ዝተወለዐ ናይ ተቓውሞ ድምጺ፡ ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ መሰል ተጠቃምነት ሓይሊ ጸጥታ...
ብዝፍጽሞ ኣረሜናዊ ተግባራት፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ንኤርትራ ንዘለዎ ዝኽሓነ ጽልኢ ዘረጋግጽ ጉጅለ ህግደፍ፡ ሕጂ ውን ኣብ ብከባቢ...
ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ድሕሪ”ቲ ኣብ ማዳጋስካር ዝተፈጸመ ዕልዋ መንግስቲ፡ ንማዳጋስካር ካብ ኣባልነት ሕብረት ኣፍሪቃ ከምዛኣለያ ተገሊጹ። ሕብረት ኣፍሪቃ...
ብዕብየቱ ካብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ብሰንኪ ኲናት ኣቋሪጹ ዝጸንሐ ካብን ናብን ሱዳን...
ሰብመዚ ኢምግረይሽን ደቡብ ሱዳን፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣብ ክልተ ዝተፈላለዩ ፍጻመታት፡ ሰነዳት መገሻ የብሎምን ዝዝተቫህሉ 17 ኤርትራውያን...