ፕረዚደንት ማዳጋስካር ኣንድሪ፡ “ጀን-ዚ ማዳጋስካር” ተባሂሎም ብዝፍለጡ መንእሰያት እታ ሃገር፡ ንኣስታት ክልተ ሳምንታት ክካየድ ንዝጸንሐ ተቓውሞ ንምጭፍላቅ...
Year: 2025
ኢትዮጵያ፡ ናይ ማይ ድሕነትይ ንምሕላው ኣድላዪ ስጉምቲ ክወስድ’የ ክትብል፡ ግብጺ ንዘቅረበቶ መጠንቀቅታ ከምዝነጸገቶ ኣፍሊጣ። ሚኒስትሪ ማይን ጸዓትን...
ብሰኑይ 13 ጥቅምቲ 2025፡ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለን ከባቢኣን፡ ኣባላት ኣርሚ 22 ተባሂሎም ዝፍለጡ ኣሃዱ ሓይልታት...
ሽልማት ኖብል ይግበኣኒ”ዩ ኣብ ምባል ዝጸንሐ ዶናልድ ትራምፕ፡ ምስ ናይ ሎሚ ዓመት ተዓዋቲት ሽልማት ኖብል ዝኮነት ማርያ...
ተስፋ ብዝተነብረሉ መንእሰይ ፕረዚደንት ኢብራሂም ትራኦረ እትምራሕ ቡርኪናፋሶ፡ ኣብ ስለያዊ ተግባራት ተዋፊሮም ጸኒሖም ንዝበለቶም ንሸሞንተ ሰራሕተኛታት ትካል...
ብሓምዳን ደጋሎ ሕሚቲ ዝምራሕ ሓይሊ ዳዕመል ሰሪዕ፡ ኣብ ትሕቲ ከበባ ኣብ እትርከብ ከተማ ኤል-ፋሸር ኣብ ዝርከብ መዕቈቢ...
ቬነዙወላዊት ማሪያ ኩሪና ማቻዶ ንሽልማት ኖብል ሰላም 2025 ከምዝበቅዐት ተገሊጹ። ኣብ ሃገራ ቬንዝዌላ ደሞክራስያዊ መሰል ክሕሎን፡ ምልካዊ...
ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ስደተኛታት ዝገብሮ ዝነበረ ሰባኣዊ ሓገዝ ደው ንምባል ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጃ...
ቤትጽሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ፡ ትማሊ ዓርቢ 10 ጥቅምቲ 2025 ኣብ ዘውጾኦ መግለጺ፡ ንሕገ መንግስቲ ኢትዮጵያን ውዕል ምቁራጽ...
ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ ዝመደበሩ ‘ኤርትርያ ፎከስ’ ዝተባህለ ጕጅለ ኤርትራውያን ምሁራት፡ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ “እተካይዶ ዘላ ተዋጋኢ ትረኻ፡”...