ኣቦ ወንበር ኮምሽን ሕብረት ኣፍሪቃ መሓመድ ዓሊ ዩሱፍ፡ ሃገራት ኣፍሪቃን ሃገራት ካሪብያንን፡ ብሰንኪ መግዛእታዊ ስርዓታት ንዝወረደን ኩለንተናዊ...
Year: 2025
ኣብ ወተሃደራዊ መዓስከር ሳዋ ብሰንኪ ዘጋጠመ ናይ በርቂ ሓደጋ፡ ቁጽሮም ብልክዕ ዘይተፈልጠ መንእሰያት ከምዝሞቱ ምንጭታትና ካብ ውሽጢ...
ጸሓፊ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ማርኮ ሩቢዮ፡ ኣመሪካ ምስ ካልኦት ሃገራት ብምትሕብባር፡ ጕጅለታት ገበን “ክትድምስስ” ድልውቲ ምህላዋ...
ግብጽን ሱዳንን፡ ንኽምረቕ ሒደት መዓልታት ተሪፍዎ ዝርከብ ህዳሰ ግድብ ኢትዮጵያ፡ ንሃገራት ታሕተዋይ ተፋሰስ እቲ ሩባ ዘስዕቦ ስግኣት...
ኢትዮጵያ ኣብ እዋን ወተሃደራዊ ስርሒታት፡ ንጉጅለታት ጸላኢ ዕላማ ንምግባር ነብሰቅትለታዊ መጥቃዕቲ ክፍጽም ዝኽእል ብርክት ዝበለ ሰብ ኣልቦ...
ቻይና፡ ልዕሊ 20 መራሕቲ ሃገራት ዝተረኸብሉ ኣጋጣሚ፡ ዝዓጠቀቶ ዘመናዊ ኣጽዋር ንዓለም ዘላሊ ግዙፍ ወተሃደራዊ ምሪኢት ኣብ ዘካየደትሉ...
እስራኤል ምዕራባዊ ገማግም ንምጕባጥ እትከዶ ዘላ ርሕቀት፡ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ ንቡር ክምለስ ንዝተገብረ ስምምዓት ዘዳኽምን ቀይሕ...
ጉጅለ ህግደፍ ነቲ ኣብዚ ሰሙን ካብ መራሕቲ ኢትዮጵያ ዝወጽአ ናጽነት ኤርትራን ተበጻሕነት ቀይሕባሕሪን፡ “ዳግማይ ክሕሰበሉ ኣለዎ” ዝብል...
መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ሓተትቲ ዕቝባ ስድራቤቶም ንምጥርናፍ ዘቕርቡዎ ሕቶ ዝሰምዓሉ ኣሰራርሓ ንግዜኡ ደው የብሎ ምህላዉ ተገሊጹ። ነዚ...
ብሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ዝምራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ፡ ምሉእ ብምሉእ ካብ ህዝቢ ተቀባልነት ብዘይምርካቡ፡ ትግራይ ሓድሽ መንግስቲ...