ብግፍዕን ናይ ጭኮና መግዛእትን ጉጅለ ህግደፍ ዝተማረሩ መንእሰያት ከተማ ዓዲ ቀይሕ፡ ሰላም ኣብ ልዕሊ ዝከሎኦም ኣዛዚ ጉጅለ...
Year: 2025
ኣመሪካ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ኣኼባ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ክሳተፉ ንዝደልዩ ሰበስልጣን ፍልስጤም...
መራሒ ወሃቢ ቅልጡፍ ደገፍ ዳዕመል ሰሪዕ ዝኮነ መሓመድ ሓምዳን ደጋሎ፡ ብሓይልታት ቅልጡፍ ደገፍ ሱዳንን፡ ብርክት ዝበሉ ዕጡቓት...
ንውልቀመላኪ ኢሰያስን፡ ጉጅሉኡ ስርዓት ህግድርፍን ብዕጥቃዊ መዳይ ንምእላይ ኣብ ስራሕ ዝርከብ ግንባር ህዝባዊ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ፡ ኣብ...
ብሰልፊ ብልጽግና ዝምራሕ መንግስቲ ፈደራል ኢትዮጵያ፡ ሕጂ ውን ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ድሕሪ ምኽፋት ዶብ ብኣጀንዳ ተደምረናል፡ኣብ...
ብ28 ነሓሰ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግን ዳንጎቴ ግሩፕን ዝተበጽሐ ስምምዕ ስዒቡ ዝህነጽ ድኹዒ ማኑፋክቸሪንግ ኮምፕሌክስ ኣብ...
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ ናብ ተጋሩን ኤርትራውያንን ዘነጻጸረ፡ መንነት መሰረት ዝገበረ ማእሰርቲ ይፍጸም ከምዘሎን ገና ውን ይቅጽል...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ከተማ ዋሽንግቶን እናወሰኸ ንዝኸይድ ዘሎ መጠን ገበን ቅትለት ንምግታእ፡ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ንዝርከቡ...
ቻይና ኣብቲ ኣብ መንጎ ኣመሪካን ሩስያን ክካየድ ተታሒዙ ዘሎ ዘተ ምፍታሕ ኣጽዋር ኑክሌር ከምዘይትጽንበር ዝገለጸት፡ ፕረዚደንት ኣመሪካ...
ግብጺ ኣብ ሶማል ወተሃደራዊ ምንቅስቃሳትን ኣብ ምክያድን፡ ሰራዊት ኣብ ምውፋርን ተጸሚዳ ምህላዋ ደስ ዘብል ስምዒት ዝፈጥር ወላ...