ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፡ ብወገን ክልል ኣምሓራ ናይ ይብጽሓኒ’ዩ ሕቶታት ንዝለዓለሉ ሰፊሕ ከባቢታት ክልል ትግራይ፡ ካብ ግዝያዊ...
Year: 2026
ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ዓሊ፡ ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ግብረ ሽበራ ናይ ምክልኻል ዓቅሚ ዘለዎ...
ካብ ብቅድሚ ትማሊ ኣትሒዙ፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ዝርከብሉ ከባቢታት ዳባትን ኣለምዋጭን፡ ኣብ ሞንጎ ዕጡቃት ሓይልታት ፋኖን፡ መንግስቲ...
ኣብ ወርሒ ለካቲት 2024 ብወለንተኛታት ተቃለስትን ደለይቲ ፍትሒን ተመስሪታ፡ ውድቀት ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምቅልጣፍ ኣብ ስራሕ እትርከብ...
ሰራሕተኛ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳይ (AFP) ዝኮነ ጋዜጠኛ፡ ትማሊ ዓርቢ 20 ለካቲት ናብ ትግራይ ከይኣቱ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ከም...
ብጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ግዚያዊ መንግስቲ ድሕሪ ምፍራሱ፡ ካብ ትግራይ ወጽዩ ምስ ሓይልታት ፈደራል ብምኳን ኣብ ስራሕ መንግስቲ...
ናብ ከባቢታት ተንቤን ኣትዩ ዝጸንሐ ሰራዊት ኤርትራ፡ ምንቅስቃስ ሰራዊት ፈደራል ናብ ወሰናስን ከባቢ ዶባት እታ ሃገር ይንቀሳቀስ...
ላዕለዋይ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ዓሊ ኻሜኒ፡ ሃገሩ ኢራን ንዝሓየለ ሰራዊት ዓለም ከፍርስ ዝኽእል ወተሃደራዊ ዓቅሚ ከምዘለዋ ገሊጹ።...
መራሕቲ ትግራይ፡ ወራር ኢሎም ንዝገለጹዎ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ሰራዊት ፌደራል ንምምካት፡ ድለውነቶም ኣብ ጥርዚ ምህላዉ ገሊጾም። ኣቦ መንበር...
ሰለስተ ዓመታት ድሕሪ’ቲ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ኣዕናዊ ግጭት፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝነበረ ምምሕዝነት፡ ናብ ሓድሕዳዊ ምጥርጣርን...