ኢራን ከተካይዶ ዝጸንሐት ናይ ግብረመልሲ መጥቃዕቲ ሚሳይላት፡ ብልዕሊ 90% ከምዝነከየ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ገሊጹ። ኣቦመንበር ሓለቓ-ስታፍ...
Day: March 11, 2026
ብመጥቃዕቲ እስራኤልን ኣመሪካን ንዝተቀንጸለ፡ ላዕለዋይ መራሒ ሰውራ ኢራን ኣያቱላህ ኣሌ ካሚኒ ብምትካእ፡ ሓድሽ ላዕለዋይ መራሒ ኢራን ኮይኑ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ኲናት ኢራን ኣብ’ዚ ቀረባ ግዜ ክዛዘም ምኳኑ ድሕሪ ምግላጹ፡ ዋጋ ነዳዲ ዓለም ከምዝቀነሰ...
ዓበይቲ ናይ ጽዕነት ወተሃደራውያን ነፈርቲ ኲናት ኣመሪካ፡ ኣብ’ዚ ቀረባ እዋን ኣብ ደቡባዊ-ምዕራብ ዓዲ-እንግሊዝ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ሓይሊ...