ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ዓሊ፡ ትማሊ ብቋንቋ ትግርኛ ኣብ ዝተፈነወ ቃለመሕተቱ፡ ህግደፍ ንኤርትራን ህዝባን ዘዕነወ...
Year: 2026
ኤርትራዊት ጓለንስተይቲ ኣብ ታሪክ ሪኣቶ ዘይትፈልጥ ሕሰምን መከረና ክወርዳ ዝደረኸ ጉጅለ ህግደፍ: 8 መጋቢት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፡...
ኣመሪካ ብመንገዲ’ቲ ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ኤምባሲኣ ኣቢላ፡ ኣብ ጅቡቲ ንዝርከቡ ሰራዊትን ዲፕሎማትን ናይ ጸጥታ መጠንቀቕታ ከምዝለኣኸት ተገሊጹ።...
ሓይሊ ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነትን እስራኤል ዝኮነ ሞሳድ፡ ኢራን ሞት ዓሊ ኻሜኒ ቅድሚ ምርጋገጻን ብወግዒ ቅድሚ ምግላጻን፡ ንሞት...
ምስ እስራኤልን ኣመሪካን ናብ ምሉእ ኲናት እንተኣትያ፡ ኣብ ዞባ ማእከላይ ምብራቅ ንዝርከብ መዓስከራት ኣመሪካ ብቀጥታ ከተጥቅዕ ምኳና...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ሃገሩ ምስ እስራኤል ብምኳን ኣብ ልዕሊ ኢራን ብዝወሰደቶ ፈላሚ ወተሃደራዊ ስጉምቲ፡ 48 ወተሃደራውያን...
ቀልቢ ዓለም ሰሪቁ ዘሎ ግጭት እስራኤል ኣመሪካን ኢራንን ብሓያል ናይ ሚሳይላት መጥቃዕቲ ኣብ ዝቅጽለሉ ዘሎ ሰዓት፡ እስራኤል...
ሰራዊት እስራኤል ድሕሪ’ቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን ዘካየደቶ መጥቃዕቲ፡ ካብ ኢራን ሚሳይላት ከምዝተተኮሰ ተገሊጹ። ሰራዊት እስራኤል ነቶም...
ኢትዮጵያን ወተሃደራዊ ስምምዓት ዝሓወሰ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ናይ ስምምዕ ሰነድ ምስ ኣዘርባጃን ፈሪማ። እቲ...
ምክትል ኣመሓዳሪ ዞባ ወልቃይት ጸገዴን ሓላፊ ጸጥታ እቲ ዞባን ዝኮነ ኮሎኔል ደመቀ ዘውዱ፡ ህወሓት ሰፊሕ ኲናት ንምክያድ...