ንልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ውልቀመላኺ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዮዌሪ ሙሴቨኒ፡ ተዓዋቲ ናይቲ ብሓሙስ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ...
eripm
ብውልቀመላኺ ኢሰያስ እንዳተመርሐ፡ ኤርትራን ህዝባን ኣብ ግብ ዝበለ ጸላም ክወድቁ ጌሩ ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ፡ ብመንገዲ ናይ ፕሮፖጋንዳ...
ቻይና ዘፍረየቶ ናይ ባዮሜትሪክ ዘመናዊ መሳርሒ ካብ ስራሕ ወጻኢ ብምኳኑ፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ዝፈለመ ናይ 2026 መስርሕ...
ብቃላት ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ስጋኣት ዛኣተዋ ሓያሎ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ዳህሳሳዊ ተልእኾ ብዝተሰምየ ወፍሪ፡ ዝተወሰኑ ወተሃደራት ናብ...
ጉጅለ ህግደፍ ነቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኤርትራ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ሓይልታት ፋኖ፡ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ኣብ ምቅባል...
ኣብ ሊብያ ሬሳ 21 ስደተኛታት ዝሓዘ ጋህሲ ከምዝተረኸበ ትማሊ ኣብ ገጻት ማሕበራዊ ሚዲያ ዝተረኸበ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። እቶም...
ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ክልል ኣምሓራ ናብ ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ሓይልታት ፋኖ፡ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ኣብ ምስግጋር ተጸሚዱ ምህላዉን፡ ዝተላእከ...
ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ፡ ካብ 21 ጥሪ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን፡ ዜጋታት 75 ሃገራት ናብ ኣመሪካ ከይኣትዉ ድሕሪ ምእዛዙ፡...
ንገዛእ ርእሳ ከም ናጻ ሃገር እትቘጽር ሶማሊላንድን፡ ፍርቂ ርእሰ-ምምሕዳር ዘለዋ ዞባ ጁባላንድን፡ ፌደራላዊ መንግስቲ ሶማል ምስ ሕቡራት...
ንልዕሊ ክልተ ዓመታት ካብ ርእሰ ከተማ ካርቱም ተደፊኡ፡ ናብ ፖርት ሱዳን ግዒዙ ዝጸንሐ መንግስቲ ሱዳን፡ ድሕሪ ልዕሊ...