ጉጅለ ህግደፍ መቀጸልታ ናይቲ ምስ ብዶክተር ደብረጺዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ውድብ ህወሓት ፈጢርዎ ዘሎ ናይ ጽምዶ ፖለቲካ፡ ዶባት...
eripm
ወተሃደራት እስራኤል ረድኤትን ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ሒዛ ካብ ኢጣልያ ናብ ቓዛ እትጓዓዝ ንዝነበረት መርከብ ከም ዝሓዙ፡ ኤፍ-ኤፍ-ሲ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ መስራትን ዋና ኣሰናዳኢን ማዕከን ዜና “Ethiopian Insider” ዝኮነ ጋዜጠኛ ተስፋኣለም ወልደየስ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ...
ኣካል ናይቲ ኣንጻር ውድብ ሕዋሓት ንምቅላስ ኣብ ዓፋር ዓስኪሩ ዝርከብ ውዳበ ብምኳን ኣብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ተጸንቢሩ ዝርከብ...
ትማሊ 8 ሰነ 2025፡ ኣብ ሞንጎ ኣባላት ጸጥታ እታ ከተማን መንእሰያት ደገፍቲ ኩዕሶ እግርን ብዝተፈጥረ ጎንጺ፡ ሓደ...
ስልጣን ህዝብን ሃገርን ብሒቱ ንዝሓለፉ ልዕሊ 30 ዓመታት ሃገር ናብ ኩለንትናኣዊ ውድቀት ከተምርሕ ዝገበረ ጉጅለ ህግደፍ፡ መቀጸልታ...
ዳግማይ ናብ ስልጣን ዋይት ሃውስ ካብ ዝምለስ ድሮ 5ይ ወርሒ ረጊጹ ዝርከብ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ካብ...
ስዊዘርላንድ ንኣዳለውቲ ፈስቲቫል ጉጅለ ህግደፍ ናይ ስዊዝ: ኣስታት 29 ሽሕ ስዊዝ ፍራንክ ዕዳ ክኸፍሉ ፍርዲ ከምዘሕለፈት ተገሊጹ።...
እዚ ኣብ ከተማታት ሊለሃመርን : ኡቶያን ካብ ዕለት 31 ግንቦት ክሳብ 4 ሰነ ዝተኻየደ ዋዕላ ዌክስፎ (wexfo)...
ንህሉው ኩነታት ኣመልኪቱ ትማሊ ኣማሲዩኡ መግለጺ ዝሃበ ውድብ ህወሓት፡ “መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝኣተዎ ውዕል ክፍጽም ብዘይምኽኣሉ፡ ዝተመዛበለን ዝተሰደደን...