ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ፡ ትማሊ ኣማስዩኡ ኣብ ዝሃቦ ወግዓዊ መግለጺ፡ እስራኤል ንሶማሊላንድ ከም ሃገር ኣፍልጦ ክትህባ...
eripm
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ ብዘይሕጋዊ ንግዲ ደቂሰባት ተጠርቲሩ ኣብ ጸሊም መዝገብ ንዝጸንሐ ኤርትራዊ ሰምሳሪ ኪዳነ ሃብተማርያም ናብ ሆላንድ...
መራሒ ጉጅለ ህግደፍ ውልቀመላኺ ኢሰያስ፡ ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ናብ ግብጺ ኣምሪሑ ምስ መራሒ እታ ሃገር ኣብ ዘካየዶ...
ኣብ ዝሓለፈ 30 ዓመታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘለዎ ጭካነ ብመንገዲ ኣፈሙዝ ኣብ ምግላጽ ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ፡...
ኣብ ቀረባ እዋን ሓባራዊ ናይ ባንክ ውፍሪ ዝመስረታ ሃገራት ማሊ፡ ኒጀርን፡ ቡርኪናፋሶን፡ ሓባራዊ ናይ ጸጥታ ሓይሊ ንምምስራት...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሊብያ ዓብዱልሓሚድ ድበይበ፡ ኣዛዚ ሰራዊት ሊብያ መሓመድ ዓሊ ኣሕመድ ኣል-ሓዳድን፡ ካልኦት ኣርባዕተ ሰባትን ዝጸዓነት ነፋሪት፡...
ብሕሱም ናይ ውድቀት ፖሊሲ ጉጅለ ህግደፍ፡ ኩለመናዊ ውድቀት ገጢምዋ ኣብ ደልሃመት እትርከብ ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፈ 30 ዓመታት...
ዴሞክራሳዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ፡ ብጉጅለ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዓፋር ዝፍጽሞ ዘሎ ህዝባዊ ጽንተትን፡ ከቢድ ሰባኣዊ...
ብፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፡ ጀነራል ታደሰ ወረደ ዝተመርሐ ልኡኽ ትግራይ፡ ኣብ ዝሓለፋ መዓልታት ናብ ኣዲስ ኣበባ ከም...
ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ኣብ ከቢድ ጥሜትን ስእነት መሰረታዊ ቀረባት ሂወትን ወዲቑ፡ ብከቢድ ሕሰም ይሳቀልቐ ምህላዉ...