ደቡብ ሱዳን ብጉዳይ ምግዓዝ ፍልስጤማውያን ካብ ጋዛ ምስ እስራኤል ዝኾነ ይኹን ዝርርብ ከምዘይገበረት ኣፍሊጣ። ደቡብ ሱዳን ነዚ...
International News
መንግስቲ ካናዳ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ ናይ መገሻ ሓበሬታ፡ ዜጋታቱ ናብ ኤርትራ ከይገሹ ኣጠንቂቑ።...
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ መራሒ ወተሃደራዊ ሓይሊ ሱዳን ጀነራል ኣል ብሩሃን ናይ ሓሶት ሓበሬታ ምዝርጋሕ ደው ከብል ኣጠንቂቓ።...
ቤትጽሕፈት ሰላምን ድሕነትን ትግራይ፡ ኣብ ኣብ ዓፋር ብስም ሓራ መሬት ዝንቀሳቐሱ ዘለዉ ዕጡቓት ንካልኣይ ግዜ ኣብ ልዕሊ...
ንሾሞንተ ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ዝሓቆፈ ኮከስ ዝተሰምየ ስምረት፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ባሕሪ የመን ንዝተጎዱኡ ግዳያት ስደት ዝኮኑ...
ቤት ምኽሪ ሰልፊ ብልጽግና፡ ዝተናውሐ ኲናት ንምክያድ ሓሊኖም ዝተኾልፉ ጸላእቲ፡ ክብል ዝገልጾም ሓይልታት፡ ዝተፈላለየ ሜላታት ተጠቒሞም ኣብ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናድል ትራምፕን፡ ሩስያዊ መዘኑኡ ቭላድሚር ፑቲንን ኣብ ዝቕጽሉ መዓልታት ክራኸቡ ተኽእሎ ከምዘሎ ካብ ክረምሊን ዝወጸ...
ሓይሊ ኣየር ሱዳን ኣብ ምዕራብ ሱዳን ዞባ ዳርፉር ኣብ ዝርከብን ብዳዕመ-ሰሪዕ ዝእዘዝን መዓርፎ ነፈርቲ፡ ኮሎምብያውያን ወተሃደራት ዝጸዓነት...
መንግስቲ ኣመሪካ፡ ንኩነታት ናይቶም ልዕሊ ዝተወሰነሎም ግዜ ኣብታ ሃገር ዝጸንሑ በጻሕቲ ንምቅላስ ኣብ ዝገብሮ ዘሎ ጻዕሪ ፡...
ሓንቲ ካብተን ብዙሓት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ስደተኛታት ሕቶ ዕቝባኦም ዘቕርቡለንን፡ ናብ ሃገራት ምዕራብ ዝሰግሩልንን ሃገራት ኣፍሪቃ ኰይና ዝጸንሐት...