ንዝሓለፈ ኣስታት ክልተ ዓመታት ከም ፕረዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብምኳን ኣብ ስልጣን ዝጸንሐን፡ ድሕሪ”ቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጥረ...
International News
ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸክ መሓመድ፡ዕጡቓት ኣል-ሸባብ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ካብ ዝደርበይዎ ቦምባታት ንስክላ ከምዝተረፈ ሮይተርስ ገሊጹ። ድሕሪ”ቲ...
ኮምሽን ሰባኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መንጎ ክልተ ጉጅለታት ሕውሓት ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ፡ ስምምዕ ሰላም...
ኣመሪካ ግብረሽበራዊ ጉጅለ ኢላ ምስ እትጽውዖ ዕጡቅ ጉጅለ ሓማስ፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ቀጥታዊ ዘተ ምክያዳ ተገሊጹ። እቲ...
ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ብሓሙስ 27 ለካቲት 2025 ናብ ርእሰ ከተማ መቓዲሾ ናይ ሶማል ዘቅንዐ፡ ብቀዳማይ...
ብዕድመ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቆንስል ሰባኣዊ መሰላት ሕብራት ሃገራት ተረኺቡ፡ ሲቪል ማሕበረሰብ ብምውካል ቃሉ ዘስምዐ ምሁር ስነሃይማኖት...
ሓድሽ መራሒ ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ፕረዚደንት ዩክሬን ቮለድመር ዘለንስኪ፡ “ብሂወት ሚሊዮናት ዜጋታት ቁማር ይጻወት ኣሎ” ክብል ምክሳሱ፡ኣዛራቢ...
ሰበ”ስልጣን መንግስታት ኣሜሪካን ሩስያን ድሕሪ 3ተ ዓመታት ንፈለማ ግዜ ኣብ ሱዕዲ ምዝታዮምን፡ ኲናት ዩክሬን ብሰለማዊ መንገዲ ደው...
ዶክተር ተሾመ ሙላቱ: “ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ካልእ ግጭትን ህልቂትን ከይፍጠር ስጉምቲ ዝውሰደሉ ግዜ ሕጂ ኢዩ” ብዝብል ኣርእስቲ...
ኢንግሊዝ ብመንገዲ ‘ሆም ኦፊስ’ ኣቢላ ኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ፡ ብንኣሽቱ ጀላቡ ንመትረብ ኢንግሊዝ ኣቋሪጾም ናብታ ሃገር ዝኣተዉ ስደተኛታትን...