እስራኤል ድሕሪ”ቲ ኣብ ጥቓ ከተማ ኢየሩሳሌም ዝተፈጥረ ከቢድ ባርዕ ጫካ ኣህጉራዊ ደገፍ ምሕታታ ተገሊጹ። እቲ ካብ ከተማ...
International News
ቻርለስ ኦንግእንዶ ዌረ ዝተባህለ ኣባል ባይቶ ኬንያ፡ ኣብ ከተማ ናይሮቢ ብመኪና እናተጓዕዘ እንከሎ፡ ብሞተር ሳይክል ይከታተልዎ ካብ...
ፈረንሳ እትመርሐን ሃገራት ብዝእክብኦም ሽበራውያን ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ቡርኪናፋሶ ኢብራሂም ትራኦረ ብርክት ዝበለ ፈተነ ቅትለት ክካየድ ድሕሪ...
ድሕሪ”ቲ ኣብ ፕሪቶርያ ዝተፈረመ ውዕል ምቁራጽ ተጻቦኦ ትግራይን መንግስቲ ፈደራልን፡ ኣስታት ፍርቂ ዘመን ካብ ዘቝጸረ ውድብ ህወሓት...
ኣመሪካ ኣብ ርእሰ ከተማ የመን ሰንዓ ዘካየደቶ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ዓሰርተታት ሰባት ከምዝሞቱን ካልኦት ብዙሓት ከምዝቖሰሉን ምስ ሑቲ...
ሰብመዚ ሩስያ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ሩስያ ሜጀር ጀነራል ያሮስላቭ ኣብ ከባቢ ሞስኮ ብዝተፈጸመ ናይ መኪና ቦምብ መጥቃዕቲ...
ቻይና ንቦይንግ ንፕረዚደንት ትራምፕ ብዝወሰዶ ልዑል ቀረጽ ሕነ ንምፍዳይ ዝኣዘዘተን ነፈርቲ ክመልስ ከምዝኣዘዘት ሓላፊ ኣመሪካዊ ትካል ኣፍራዪ...
ኣብ ትሕቲ ተልእኾ ደገፍን ምርግጋእን ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ (AUSSOM) ሰራዊት ዘበርከታ ሃገራት ኣኼባ ኣብ ኡጋንዳ ኣካይደን።...
ኣብ ማዕከናት ዜና እስራኤል ብመሰረት ወጽዩ ዘሎ ሓበሬታ ብሓሙስ 24 ሚያዝያ ምሸት ብወገን ዶብ ጆርዳን ክልተ ኤርትራውያን...
ካብ ዝሓለፈ ቀረባ መዓልታት ኣትሒዙ፡ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንዝጸንሐ ኣቶ ጌታቸው ብምትካእ፡...