ኮሚቴ ድሕነት ጋዜጠኛታት ማለት CPJ ንብዝሒ እሱራት ጋዜጠኛታት ዓለምና ኣመልኪቱ ኣብ ዘካፈሎ ናይ ዓመተ 2024 ጸብጻብ: ኣብ...
Local News
ኣብዚ ግዜ እዚ ኣብ ኤርትራ ናይ ተጸናጸንትን ሰለይትን ብዝሒ ዛይዱ ምህላዉ ምንጭታት ኤሪፒኤም ካብ ዉሽጢ ሃገር ሓቢሮም።...
ህግደፍ ምስ ምምጻእ ዶናልድ ትራምፕ፡ ካብ ሓድሽ ምምሕዳር ዋሺንግተን ተተስፍይዎ ዝጸንሐ ፍሕሽዉ ጠመተ ዝሳኽዓሉ ኣይመስልን ዘሎ። ትራምፕ...
ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራዉያን ኣብኣብ ዘለዉዎ ሃገራትን ከተማታትን ወጻኢ ኾይኖም ኮማዊ ውዳቤታት የሰስኑን የሐይሉን ብምህላዎም ፡ ሻቕሎት ህግደፍ...
ህግደፍ ክሳብ ክንደይ ብኤርትራዊ ደንበ ፍትሒ ተሻቒሉ ከምዘሎ ፡ ኣብቶም ካብ ዉሽጢ ሃገር ብቐጻሊ ከሰናድኦም ጀሚሩ ዘሎ...
ህግደፍ መንእሰያት ናብ መሪሕነት የምጽእ ከምዘሎ ብገለ ሸነኹ ጀሚርዎ ዘሎ ጎስጓስ፡ ነቲ ህዝቢ ኤርትራ ዝሓልፎ ዘሎ መከራ...
ብዘይየቛርጽ ኲናትን ወረ ኲናትን ዝሰልከዮም ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ናብ ዝቐረበሎም ከርሕቚ ይረኣዩ ኣለው። ካብ ዉሽጢ ሃገር...
ሕጂ’ውን መራሒ ጉጅለ ህግደፍ ዘየስርሕ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዲፕሎማሲ እንዳውፈረ :ነዊሕ ከይከዱ ኲናት ዝወልዱ ዝምድናታት ኣንዳመስረተ : ኤርትራን...
ንኽልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ናብ ጂቡቲን ኢትዮጵያን ዘምርሐ ፕረዚደንት ፈረንሳ ኤማኑኤል ማክሮን፡ ኣብ’ቲ ምስ ቀዳማይ...
ተሰማዕነት ካብ ዘለዎም ሰኔተራት ኣመሪካ ክልተ ፡ ሪቻርድ ዱርቢንን ፐተር ወሊሽን ፡ ነቶም ኣብ ኤርትራ ብስርዓት ህግደፍ...