ንሓድሽ ኲናት ጸሚኡ ዘሎ ህግደፍ ፡ ካብ ዝባን ስመጃና ናይ ከባቢ ሰንዓፈ ክሳብ እንዳዳሽም ኣብ ዝዝርጋሕ መስመር...
Local News
ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ብመንግስቲ ኣመሪካ ተኣጊዱ እንዳሃለወ፡ ኣብ ዋሺንግተን ዝርከብ ኤምባሲኡ ግን ሚልዮናት ዶላራት የኻዕብት ከምዘሎ...
ናብ ኤርትራዉያን ነበርቲ ኣዲስኣበባ ዘነጻጸረ ግፋ ፡ ነጸብራቕ ናይቲ ኣብ ምንጎ ሰልፊ ብልጽግናን ህግደፍ ናብ ዕጽው ማዕጾ...
ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ኣዝዩ ሓጺር መጻኢ፡ ንዝበዝሐ ጽፍሓታት ስልጣን ብመንእሰያት ደገፍቱ ንምትካልእ ምድላዋት ኣጻፊፉ ምህላዉ ምንጭታት ካብ...
ካብ’ዚ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ዝረአ ዘሎ ግፋ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከተማ ኣዲኣ ኣበባ፡ ትማሊ ውን ብዝሓየለ መልክዑ...
ህግደፍ ንደለይቲ ፍትሒ መሰረት ዘይብሎም ክስታት መስሪትካ ፍቐዶ ኣብያተ ፍርዲ ንምድኻሞምን፡ ካብ ቃልሲ ንምዕንቃጾምን ዝገብሮም ሃቐነታት ከይዕወት...
ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ተለቪዥን ኤሪፒኤም ንድፊ ዓንዲ ሕጋ ህዝባዊ ዕጋበት ዘረጋገጸ ንክኸዉን እተካይዶም ዘላ ጻዕርታት፡ ብ9 ሕዳር...
ጸረ ህዝብን ሃገርን ብምኳን፡ ንዝሓለፈ 33 ዓመታት ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኩለመደያዊ ሕሰም ተሸሚሙ ክዳኸምን፡ ብስደት ክብተንን ኣብ...
ኣብ መዓስከር ኣለማዋጭ ኣብ ከቢድ ጸገም ወዲቘም ዘለዉ ስደተኛታት ኣሕዋትና ብዛዕባ እቲ ቀጻሊ ዝጎንፎም ዘሎ ናይ ሂወት...
ክፍሊ ኢሚግሬሽን ኢትዮጵያ ካብ’ታ ሃገር ክወጽኡ ቪዛ ንዝጠልቡ ዘለዉ ኤርትራውያን ዝሓቶ ክፍሊት ካብ ዓቕሞም ንላዕሊ ይኸዉን ኣሎ።...