ፕረዚደንት ቱርኪ ጠይብ ኤርዶጋን፡ ሃገሩ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓድሽ ግጭት ክትርእይ ከም ዘይትደሊ፡ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ...
Year: 2026
ኣብ ሞንጎ ጉጅለ ህግደፍ ሓይልታት ትግራይን መንግስቲ ፈደራልን እንዳጎሃረ ዝኸይድ ዘሎ ኩነተ ኲናት ኣብ ዝለዓለ መድረኽ በጺሕሉ...
ስዑዲ ዓረብ፡ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ንኢትዮጵያ እትህቦ ዘላ ሓገዛት ብህጹጽ ደው ከተብል ዝጽውዕ መጠንቀቕታ ምልኣኻ ኣል ኣክባር...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ዓሊ፡ ከም ኢትዮጵያ ዝኣመሰላ ዓበይቲ ሃገራት፡ ዝተፈላለየ ኣማራጺ ወደብ ከምዘድልየን ብምጥቃስ፡...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ኬንያን ኡጋንዳን ዶብ ክሰግሩ ኣብ ዶብ ሞያለ ዝሓዞም ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ብወገን ዶብ ዓሰብ ናብ...
ፕሬዝዳንት ሶማል ሓሰን ሼኽ ሞሓሙድ፡ ገለ ጎረባብቲ ሃገራት ሶማል፡ ነቲ እስራኤል ንሶማሊላንድ ዝሃበታ ኣፍልጦ ሃገርነት፡ ንረብሓአን ክብላ...
መርበብ ሓበሬታ ሮይተርስ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ምስጢራዊ መዓስከር ዕጡቓት ዳዕመል ሰሪዕ ከምዘሎ ድሕሪ ምቅልዑ፡ ናይጋዜጠኝነት ፍቓዱ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ...
4X-CNZ መለለዪ ቁጽሪ ዝተዋህባን፡ ምስ ትካል ስለያን ድሕንነት ሞሳድ ርክብ ከምዘለዋን ዝተነግረላ Hawker 800XP ዝዓይነታ ናይ ብሕቲ...
ትማሊ ሓሙስ 12 ለካቲት 2026፡ ካባቢ ሰዓት 10 ምሸት ኣብ ከተማ መቐለ ከቢድ ነትጒ ከምዝተሰምዐ፡ ካብ ነበርቲ...
ውጥረት ኢትዮጵያን ኤርትራን ካብ ዝኮነ እዋን ንላዕሊ በሪኽሉ ኣብ ዘሎ ሰዓት፡ ላዕለዎት ሰበስልጣን ሃገራት ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃን...