ቀዳማይ ምኒስተር እስራኤል ቤንጃሚን ነታንያሁ፡ ሃገሩ እስራኤል ምስ ሊባኖስ ህጹጽ ቀጥታዊ ዘተ ክትጅምር፡ ንካቢነ ሚኒስተራቱ ህጹጽ ትእዛዝ...
Year: 2026
ጉጅለ ህግደፍ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ሃገርና ዘሎ ማዕድናት፡ ተቆጻጻርን ተሓታትነትን ዘይብሉ ይጉሕጉሖን ብስዉር ይሸጦን ከምዘሎ ተፍለጥ። ኣብ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣመሪካን ኢራንን ንኽልተ ሰሙን ዝጸንሕ ክልቲኣዊ ስምምዕ ምቁራጽ ተጻቦኦ ንምፍራም ስምምዕ ከምዝገበራን፡ ኣብ...
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ክቱር ጽልእን ፍርሕን ዘለዎ ጉጅለ ህግደፍ፡ ሕጂ ውን ከም ኣመሉ ሃገራዊ ጻውዒት ኣመካንዩ፡...
ህዝቢ ኤርትራ ካብ መርዛም ፍርያት ኣልኮል ኣስመራ ቢራ ክጥንቀቕን፡ ካብ ከቢድ ናይ ጥዕና ሓደጋ ነብሱ ከድሕንን፡ ሰብ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ሃገሩ ነቲ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ኢራን ኣብ ዝወደቐት ነፋሪት ውግእ ዝነበረ ኣባል ሓይሊ...
ኣብ ስያትልን በይ ኤርያን ሕብራት መንግስታት ኣመሪካ ዝነብሩ ተቓለስቲ፡ ገበናት ጉጅለ ህግደፍ ብሕጋዊ መስርሕ ንክዳነ ኣብ ዝካየድ...
ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ስልጣኑ ክጸንሕ ዘኽእሎ ትካላት ጸጥታ: ማዕከናት: ገንዘብን ሓያል ኣወዳድባን ብልጫኳ እንተለዎ: ኣብ ኤርትራውያን ደለይቲ...
ኲናት ኢራን ካብ ዝጅመር ኣትሒዙ ወሽመጥ ሆርሙዝ ብውሳነ ኢራን ተዓጽዩ ምህላዉ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ትማሊ ግን ዋንነት ፈረንሳ...
ሰራዊት ኢራን ንፍሉይ ተልእኮ ናብ ግዛኣት ኢራን ንዛኣተወት ናይ ውግእ ነፋሪት ኣመሪካ፡ ሃሪሙ ከምዘውደቀ ተረጋጊጹ። ምምሕዳር ዋይት...