ኢትዮጵያን ኣመሪካን ኣብ ጸጥታዊ ጉዳያት ተፈራሪመን። ኢትዮጵያን ኣመሪካን ኣብ መዳያት ምክልኻልን ጸጥታን፡ ስትራተጂካዊ ምትሕብባር ንምምስራት ከምዝተፈራረማ ተገሊጹ።...
Day: August 22, 2026
ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ፡ ማሕበረሰብ ዓለም ስቕቱኡ ብምስባርን፡ ፌደራል መንግስቲ ንዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ብምኹናን፡...
ኣብ ኤርትራ ዝነጥፋ ዘለዋ ስማውያን ሃገራውያን ማሕበራት: ሕሰም ህዝብና እንዳናውሓ ስልጣን ጉጅለ ህግደፍ ከምዝሕልዋ ተሓቢሩ። ምምሕዳር ውልቀ...
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ትማሊ ሓሙስ 20 ነሓሰ 2026 ኣብ መቐለ መጥቃዕቲ ድሮን ከምዝፈጸመን፡ በቲ መጥቃዕቲ 13 ሰባት...
መንግስቲ ኖርወይ፡ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም ዜጋዊ መሰል ረኺቦም ክነሶም፡ ምልኪ ኣብ ምኹሓልን፡ ንጉጅለ ህግደፍ ኣብ ምቅንጃውን ተጸሚዶም...
ጉጅለ ህግደፍ፡ ኣብ 2024 ዝወደቦ ፌስቲቫል ጽልእን ጎስጓስ ኲናትን፡ ብተቓውሞ ደለይቲ ፍትሒ ከም ዝተበተነን፡ ገዚፍ ገንዘባዊ ክሳራ...