ግዚያዊ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ብምኳን ኣብ መሪሕነት ዝርከብ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ፡ ትግራይ ዳግማይ እትረክቦ እምበር፡ ኣሕሊፋ...
Year: 2026
ኣመሪካን እስራኤልን ሎሚ ቀዳም ኣብ ልዕሊ ኢራን መጥቃዕቲ ብምክያደን ንማእኸላይ ምብራቕ ናብ ሓድሽ ግጭት ኣእቲዎ ኣሎ። እዚ...
መራሒ ሰራዊት ሱዳን ኣብደልፈታሕ ኣል-ቡርሃን፡ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ መጋቢት ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ብኣካል ተረኺቡ ንምዝርራብ...
ድሕሪ’ቲ ኣብ 2020 ዝተወለዐ ኲናትን ንሱ ዘስዓቦ ዕንወትን፡ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ቁጠባዊ ውድቀትን ስእነትን ክወድቅ ዝተገደደ ህዝቢ...
ንስቅታ ከም ፖለቲካዊ ስትራተጂ ጠሚቱ ኣብ ዝምታ ዝተሓበአ ፖለቲካ ክኽተል ዝጸንሐ ጉጅለ ህግደፍ፡ ቲቦር ናጂ ንኤርትራ ኣመልኪቱ...
ኣመሪካ ኣጋር ሰራዊት ከየዋፈረት፡ ንመዓልታት ዝቕጽል ወታደራዊ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ኢራን ንምፍጻም ዘኽእላ ናይ ሓይሊ ባሕርን ኣየርን...
ግብጺ፡ ኢትዮጵያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወተሃደራዊ መዓስከር ናይ ምምስራት ሕልማ ክትሰርዞ እንትኺኢላ፡ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ንግዲ...
ብመንገዲ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ ኣቢሉ ኣብ መበል 61 ዋዕላ ሰባኣዊ መሰላት ጄነቫ ዝተረኽበ ጉጅለ ህግደፍ፡...
ፖሊስን ጸጥታን ግብጺ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝፍጽምዎ ዘለዉ ግፍዕታት፡ ኣዝዩ ኣነዋርን ኣሰካፍን ምኳኑ፡ ምንጭታትና ኣብ ዝሰደዱልና...
ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፡ ብወገን ክልል ኣምሓራ ናይ ይብጽሓኒ’ዩ ሕቶታት ንዝለዓለሉ ሰፊሕ ከባቢታት ክልል ትግራይ፡ ካብ ግዝያዊ...