ሰራዊት እስራኤል ትማሊ ሰንበት ኣብ ቓዛ ደብዳብ ኣየር ድሕሪ ምፍጻሙ፡ ነቲ ተግባር ዝዀነነ ሓማስ እስራኤል ዝወሰደቶ ስጉምቲ...
eripm
ኣስታት 35 ስደተኛታት ጽዒና ካብ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ ኣብ ከባቢ ደሴት ላምፔዱሳ ከምዝተገልበጠትን፡ ብርክት ዝበሉ ካብ ተሳፈርታ...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ መንጐ ሰራዊት መንግስትን ዕጡቓት ሓይልታት ፋኖን ክካየድ ዝጸንሐ ውግኣት፡ ብዝከፈአ መልክዑ ይቅጽል ምህላው...
መንግስቲ ክልል ኣምሓራ፡ ክልተ ዓመታት መሊኡ ንዘሎ ዘሎ ግጭት መንግስቲ ፈደራልን ሓይልታት ፋኖን ደው ንምባል፡ ብሰላማዊ መንገዲ...
ኣብ ትግራይ ብሓይልታት ጸጥታ ድሕሪ ዝተወለዐ ናይ ተቓውሞ ድምጺ፡ ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ መሰል ተጠቃምነት ሓይሊ ጸጥታ...
ብዝፍጽሞ ኣረሜናዊ ተግባራት፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ንኤርትራ ንዘለዎ ዝኽሓነ ጽልኢ ዘረጋግጽ ጉጅለ ህግደፍ፡ ሕጂ ውን ኣብ ብከባቢ...
ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ድሕሪ”ቲ ኣብ ማዳጋስካር ዝተፈጸመ ዕልዋ መንግስቲ፡ ንማዳጋስካር ካብ ኣባልነት ሕብረት ኣፍሪቃ ከምዛኣለያ ተገሊጹ። ሕብረት ኣፍሪቃ...
ብዕብየቱ ካብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ብሰንኪ ኲናት ኣቋሪጹ ዝጸንሐ ካብን ናብን ሱዳን...
ሰብመዚ ኢምግረይሽን ደቡብ ሱዳን፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣብ ክልተ ዝተፈላለዩ ፍጻመታት፡ ሰነዳት መገሻ የብሎምን ዝዝተቫህሉ 17 ኤርትራውያን...
ፕረዚደንት ማዳጋስካር ኣንድሪ፡ “ጀን-ዚ ማዳጋስካር” ተባሂሎም ብዝፍለጡ መንእሰያት እታ ሃገር፡ ንኣስታት ክልተ ሳምንታት ክካየድ ንዝጸንሐ ተቓውሞ ንምጭፍላቅ...