ዳይረክተር ኣገልግሎት ዜግነትን ኢሚግሬሽንን ኣመሪካ (USCIS) ዝኮነ ጆ ኤድሎው፡ ኣብ ልዕሊ “ፈጠርቲ ስግኣት” ተባሂለን ካብ ዝተመደባ ሃገራት...
International News
ቀንዲ ኣማካሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ምብራቅ ኣፍሪቃ ዝኮነ ጌታቸው ረዳ፡ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተፈጢኡ...
ላዕለዋይ ልኡኽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ማሳድ ብሉስ፡ ኣመሪካ ኲናት ሓድሕድ ሱዳን ደው ንምባል ዘቕረበቶ...
ሃገራዊ ሰራዊት ጊኒ ቢሳው፡ ሰለስተ መዓልታት ድሕሪ ኣካታዒ ፕረዚደንታዊ ምርጫ እታ ሃገር፡ ንፕረዚደንት ሲሶኮ እምባሎ ኣብ ቀይዲ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምብጻሕ ዘካየደ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ፡ ብዛዕባ ቀይሕ ባሕሪን ጠለባት ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ ምስ ፊልድ...
እስራኤል ኣብ ሰሜናውን ማእከላይን ክፋል ጋዛ ብዘካየደቶ ተኸታታሊ መጥቃዕቲ ነፈርቲ፡ ብውሕዱ 22 ፍልስጤማውያን ከምዝተቐትሉ፡ ሰብመዚ ሕክምናን ሲቪላዊ...
መንግስቲ ኬንያ ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት፡ ገንዘብ እንዳከፈለ መንእሰያት ኣብ ምፍርራሕ ተጸሚዱ ምንባሩ...
ትማሊ ኣብ ክልል ዓፋር ከባቢታት ኤርታል ዝነቶገ እሳተጎመራ፡ ዝፈጠሮ ድምጽን ዒግታ ትክን ኣብ ህዝቢ እቲ ከባቢ ከቢድ...
ኣብ ሊብያ ኣብ ትሕቲ መሓዩር ዝጸንሑ 165 ሶማላውያን ስደተኛታት፡ ብሓገዝ IOMን ሕብረት ኤውሮጳን ብሰላም ናብ ሃገሮም ከምዝተመልሱ...
ኣብ ክልል ትግራይ፡ ወላ ውን ድምጺ ሓንቲ ጥይት ክስማዕ የብሉን ክብል፡ ሚኒስተር መስኖን ከባቢታት ቆላን ኣብርሃም በላይ...