ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፋታሕ ኣሲሲ፡ ነቲ ብፓርላማ ሃገሩ ሓሊፉ ዘሎ ተሪር ሕጊ ዑቕባ ከይፍርመሉን ከየጽድቘን ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸዊዑ።...
International News
ኣብ ቱርኪ ክስልጥኑ ዝጸንሑ ኣማእኢት ኣባላት ኣሃዱ ኮማንዶ ሶማል ከምዝተመረቑ ሚኒስትሪ ምክልኻል ሶማል ሓቢሩ። እቲ ስልጠና ኣካል...
ፕረዚደንት ዊልያም ሩቶ ናይ ኬንያ ምስ ሙሰቬኒ ናይ ኡጋንዳ ብምዃን ነቲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ዝብእስ ዘሎ...
ኣብ ሞንጎ ክልተ ሓይልታት ሱዳን ድሕሪ ዝተወለዐ ጎንጺ፡ ኣብ ሱዳን ዘጋጠመ ቁጽሪ ግዳያት ኲናት፡ ልዕሊ”ቲ ዝተገመቶ ከምዝኮነ...
ኣብ ትሕቲ ዕጡቅ ሓይሊ ህዝቡላህ፡ ከም ላዕለዋይ ሓላፊ ጽላት ህዝባዊ መራከቢታት ኮይኑ ከገልግል ዝጸንሐ መሓመድ ዓፊፍ፡ ኣብ...
ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ቀይሕ-ባሕሪን ጽልዋአን ንምሕያል ተቓሪበን ክሰርሓ መሪጸን ዘለዋ ናይ ቅድም ተቐናቐንቲ ዝኾና ግብጽን ቱርክን፡...
መሪሕነት ህወሓት ምስ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ስልጣንን ሓይልን ክማቐል ዝብል ሓሳብ ፍጹም ቅቡል ከምዘይከዉን ቤት ጽሕፈት እቲ...
በቲ ልዕሊ 570 መዓልታት ኣሕሊፉ ዘሎ ኲናት ሕድሕድ ሱዳን ድሮ ልዕሊ 3 ሚልዮን ሰባት ናብ ጎረባብቲ ሃገራት...
ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ’ቲ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ጥሪ ዝቕየር ሓድሽ ተልእኾ ዓቃብ ሰላም ሶማል ክህሉ ከምዘይኮነ ሚኒስትሪ ምክልኻል...
ኣብ ዓለምና ዝነውሐ ዓመታት ተሞቚሖም ምስ ዘለዉ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ዝርከብ ዳዊት ኢሳቕ፡ ኣብ ሽወደን ልዑል ክብሪ ንዘለዎ...