ንውልቀመላኪ ኢሰያስን፡ ጉጅሉኡ ስርዓት ህግድርፍን ብዕጥቃዊ መዳይ ንምእላይ ኣብ ስራሕ ዝርከብ ግንባር ህዝባዊ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ፡ ኣብ...
Local News
ብሰልፊ ብልጽግና ዝምራሕ መንግስቲ ፈደራል ኢትዮጵያ፡ ሕጂ ውን ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ድሕሪ ምኽፋት ዶብ ብኣጀንዳ ተደምረናል፡ኣብ...
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ ናብ ተጋሩን ኤርትራውያንን ዘነጻጸረ፡ መንነት መሰረት ዝገበረ ማእሰርቲ ይፍጸም ከምዘሎን ገና ውን ይቅጽል...
ሚኒስተር ዜና ጉጅለ ህግደፍ፡ የማነ ገብረመስቀል(ቻርሊ)፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ 34 ዓመታት ንህዝቢ ኤርትራ ዘድከየን ኩሉ ጽላታት ዝዕነወን...
ኣብ መዳይ ሃገራዊ ልምዓት ፈጺሙ ዝጠፈሸን፡ ኣብ ኤርትራ ንፈውሲ ማሕላ”ኳ ዝዝንቶ ልምዓታዊ መደባት ዘየተግበረን ጉጅለ ህግደፍ፡ ከተማ...
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ጕጅለታት ተጣበቕቲ መሰላት ክርስትና፡ ንልዕሊ 20 ዓመታት ኣብ ማሕዩር ጉጅለ ህግደፍ ዝርከቡ ኤርትራውያን...
ዝተፈልየ ሓሳብ ንምቅባል ዝከውን ሞራልን ትብዓትን ዘይብሉ ጉጅለ ህግደፍ፡ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ዝብርኽ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞታት...
ግንባር ህዝባዊ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ፡ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ግዝኣታት ሰንሲናቲ ኦሃዮ፡ ዳላስ ቴክሳስ፡ በይ”ኤርያ ካሊፎርንያ፡ ከሙኡ...
ብስም ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ተቀባልነት ናይ ጽምዶ ፖለቲካ ንምብራኽ ኣብ ጻዕሪ ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ፡ ሕጂ ውን...
ንዝሓለፈ ኣስታት ክልተ ዓመታት ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተደጋጋሚ ግዜ ናይ ዘረፋን ቅትለትን...