ንኤርትራ ከማሓድር ዘይክኣለ ጉጅለ ህግደፍ: ነቶም ብሰንኩ ሃገሮም ገዲፎም ኣብ ስደት ተበታቲኖም ሓድሽ ህይወት ዝመርሑ ዘለዉ ኤርትራውያን: ...
Local News
ኢትዮጵያ፡ ግብጺ ምስ ጉጅለ ህግደፍ ድሕሪ ዝኸተመቶ ስምምዕ መጓዓዝያ ባሕሪ፡ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ቀጥታዊ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ...
ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ህግደፍ ዑስማን ሳልሕ፡ ንፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ቐጠር ኣብ ኤርትራ ኣምባሳደር ቓንም ቢን መሓመድ ኣልማዓዲድ...
ፐን ኤርትራ፡ ሃለዋት ናይቶም ካብ 2001 ኣትሒዞም፡ ሞያዊ ናጽነት ተጠቂሞም ብምጽሓፎም ጥራሕ፡ ብጉጅለ ህግደፍ ተጨውዮም፡ ኣሰሮም ጠፊኡ...
ጉጅለ ህግደፍ: ነቲ ኣብ ዝሓለፈ 35 ዓመታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸሞ ገበናትን ቁጠባዊ ውድቀትን: ኣብ ቅንያት...
ጉጅለ ህግደፍ: ከም መቐጸልታ መበል 35 ዓመት ጽምብል መዓልቲ ናጽነት ዘቕርቦ ዘሎ ናይ “ቅያ ሰሪሐን ተዓዊተን” ሓሶታት: ...
ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ከካይድ ንዝቀነየ ዓቢ ጕጅለ ልኡኽ መሪሑ፡ ኣብ ኣስመራ ዝቐነየ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ዶ/ር...
ጉጅለ ህግደፍ: ከም መቐጸልታ መበል 35 ዓመት ጽምብል መዓልቲ ናጽነት ዘቕርቦ ዘሎ ናይ “ቅያ ሰሪሐን ተዓዊተን” ሓሶታት: ...
ትካላዊ ኣሰራርሓ ዘይክተልብ ህዝባዊ መሰረት ዘይብሉን ምስ ውልቀሰባትን ጉጅለታትን ዝግበር ጽምዶ፡ ኣብ ክንዲ ሰላም ኲናትን ዘይምርግጋእን ከም...
ሎሚ ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ: ሃብታም ዝብሃል ዜጋ እኳ እንተዘየለ: ውሑዳት ወልቀሰባት ግን ብደምን ርሃጽን ካልኦት: ማዕረ ሃብታማት...