ብጉዳይ ፖለቲካ ማያት ፈለግ ኒልን ቀይሕ ባሕሪን፡ ምስ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ጥቡቅ ዝምድና እትርከብ ግብጺ፡ ኣብ ውልቃዊ...
Local News
ብሰንኪ ጨቋኒ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ገዛእ ሃገሮም ብሰላም ምንባር ስኢኖምን ተስፋ ቆሪጾምን ብቀጻሊ ናብ ኢትዮጵያ ዝስደዱ ዘለዉ...
ኣብ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ፡ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዳባት ከኣ ብፍሉይ፡ መሰል ኤርትራውያን ስደተኛታት ክሕሎ ኣብ ምስራሕን፡ ካብ ህዝቢ...
ትሕቲ ዕድመ መንእሰያት ንእስነቶም ከይመነዉ ኣብ ኩናትን ማሕዩርን ዝቐትልን ዘሳቕን ዘሎ ጉጅለ ህግደፍ: ዕምሪ ዕድመ ኤርትራውያን ከምዝወሰኸ...
ጉጅለ ህግደፍ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ሃገርና ዘሎ ማዕድናት፡ ተቆጻጻርን ተሓታትነትን ዘይብሉ ይጉሕጉሖን ብስዉር ይሸጦን ከምዘሎ ተፍለጥ። ኣብ...
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ክቱር ጽልእን ፍርሕን ዘለዎ ጉጅለ ህግደፍ፡ ሕጂ ውን ከም ኣመሉ ሃገራዊ ጻውዒት ኣመካንዩ፡...
ህዝቢ ኤርትራ ካብ መርዛም ፍርያት ኣልኮል ኣስመራ ቢራ ክጥንቀቕን፡ ካብ ከቢድ ናይ ጥዕና ሓደጋ ነብሱ ከድሕንን፡ ሰብ...
ኣብ ስያትልን በይ ኤርያን ሕብራት መንግስታት ኣመሪካ ዝነብሩ ተቓለስቲ፡ ገበናት ጉጅለ ህግደፍ ብሕጋዊ መስርሕ ንክዳነ ኣብ ዝካየድ...
ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ስልጣኑ ክጸንሕ ዘኽእሎ ትካላት ጸጥታ: ማዕከናት: ገንዘብን ሓያል ኣወዳድባን ብልጫኳ እንተለዎ: ኣብ ኤርትራውያን ደለይቲ...
ጉጅለ ህግደፍ ብዓሰርተታት ዝቁጸራ ዲጋታት ተሃኒጸን ኢሉ ብዙሕ ዝጃሃር እኳ እንተኾነ ንህዝብና ዝዓበሰኦ ቁምነገር ከምዘየለ ተሓቢሩ። ኣብ...