ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ገዛእ ሃገሩ ብሰላምን ናጽነትን ምንባር ተከልኪልሉ ኣብ ዘሎ ግዜ፡ መሰል ጥሮታን መልዕሎን ዘይብሎም ኣረጋውያን፡...
Local News
ብጨካን ውልቀምልካዊ ንዝሓለፈ 35 ዓመታት ስልጣን ሃገር ገቢቱ ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ፡ ነቲ ኢትዮጵያ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ እታ...
ንዓሰርተታት ኣሽሓት ኤርትራውያን፡ ብዘይ ዝኮነ ክስን ፍርድን ንዓመታት ኣብ ጎዳጉድን ኮንተይነራትን ሓይሩ ኣብ ምስቃይ ዝርለብ ጉጅለ ህግደፍ፡...
ህወሓት ዳግማይ ናብ ስልጣን ድሕሪ ምምላሱ፡ ኣብ ኩለን ከባቢታት ትግራይ ኣብ ልዕሊ መናእሰያት ዝፈጸም ዘሎ ጅምላዊ ናይ...
ብድሌት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ብሃውሪ ዝውሰንን ዝቀያየርን ዲፕሎማስያዊ ርክባትን ውዕላትን፡ ንህዝቢ ኤርትራ ከምዘየርብሖን ዋጋ ከምዘኽፍሎን ተሓቢሩ። ውልቀ...
ብሓይሊ ኣፈሙዝ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምርጋጽ ዝርከብ ውልቀምልካዊ ስርዓት ጉጅለ ህግደፍ፡ ሕጂ ኣብ ከባቢ ዶባት ብዝከፈቶ ናይ...
ግብጺ ጉጅለ ህግደፍ ኮነ ኢሉ ኣብ ዝደወና ኤርትራ ዩኒቨርሲቲ ክትከፍት ምዃና ዝገልጽ ሓበሬታ ተዘርጊሑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ካይሮ...
ሃገራዊ ባጀትን ተቆጻጻሪ ባይቶን ቅዋምን ዘይብሉ ጉጅለ ህግደፍ፡ ብጉልባብ “ስንኩላን ንምሕጋዝ” ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ካብ ህዝቢ...
ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ፡ “ጽምዶ” ዝተሰምየ ኣብ ሞንጎ ህግደፍን ህወሓትን ዝተፈጥረ ናይ ዝምድና ምንቅስቓስ፡ ንልዑላውነት ኢትዮጵያ ስግኣት እንተ...
መራሒ ጉጅለ ህግደፍ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ: ብኣጋጣሚ መበል 35 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኣብ ዘስምዖ ናይ 23 ደቃይቕ...