ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዓሊ፡ ትማሊ ሸውዓተ ሓምለ 2026 ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ መዕጸዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ...
Local News
ጉጅለ ህግደፍ: ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ንምሕባእ ዘካየዶ ፈተነ ፈሺልዎ። ጉጅለ ህግደፍ...
ጉጅለ ህግደፍ፡ ወኪል ሰብኣዊ መሰል ካብ ኤርትራ ክወጽእ ሕቶ ኣቅሪቡ ። ጉጅለ ህግደፍ፡ ሕቡራት ሃገራት ንኩነታት ሰብኣዊ...
ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ ሓድሽ ምኒስተር ዞባዊ ምምሕዳራት ከምዝመዘዘ ማዕከናት ዜና ጉጅለ ህግደፍ ዝሃብኦ ሓበሬታ ዘረጋገጸ ኮይኑ፡ ብመሰረት እቲ...
ከም ኣካል ናይ መበል 20 ዓመት ኣኼባ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት (United Nations Human Rights Council...
ኣብ’ዚ ሕጂ ሰዓት ብስም ጽምዶ ክልተ ውድባት፡ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ጽልዋ ጉጅለ ህግደፍ ወዲቓ እትርከብ ትግራይ፡ ነቲ...
ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ፡ ኣብ ኤርትራ ስግኣትን ዝርጋሐን ሕማም መንሽሮ እናዓበየ ይመጽእ ከምዘሎ ገሊጹ። ብመሰረት ሓበሬታ ናይቲ ሚኒስትሪ፡...
ቅድሚ 6 ዓመት ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወልዐ ኩናት ዝሃለቑን ዝተማረኹን ኤርትራውያን፡ ስድራቤቶምን መቕርቦምን፡ ዓው ኢልካ ዘይትበኽየሉ ሞት...
ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፡ ካብ ሃገሮም ወጺኦም ግጥማት ከምዘየካይዱን ኣብታ ሃገራዊት ጋንታ ከምዘይጥርነፉን ተፈሊጡ። ሃገራዊ...
ጉጅለ ህግደፍ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ምልኩ ንምእታውን ንምቁጽጻርን፡ ጥንታዊ ሜላ ምድንቋርን ምጥማይን ከም ሜላ ይጥቐመሉ ምህላዉ፡...