ኣብ ሊብያ ሬሳ 21 ስደተኛታት ዝሓዘ ጋህሲ ከምዝተረኸበ ትማሊ ኣብ ገጻት ማሕበራዊ ሚዲያ ዝተረኸበ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። እቶም...
ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ክልል ኣምሓራ ናብ ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ሓይልታት ፋኖ፡ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ኣብ ምስግጋር ተጸሚዱ ምህላዉን፡ ዝተላእከ...
ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ፡ ካብ 21 ጥሪ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን፡ ዜጋታት 75 ሃገራት ናብ ኣመሪካ ከይኣትዉ ድሕሪ ምእዛዙ፡...
ንገዛእ ርእሳ ከም ናጻ ሃገር እትቘጽር ሶማሊላንድን፡ ፍርቂ ርእሰ-ምምሕዳር ዘለዋ ዞባ ጁባላንድን፡ ፌደራላዊ መንግስቲ ሶማል ምስ ሕቡራት...
ንልዕሊ ክልተ ዓመታት ካብ ርእሰ ከተማ ካርቱም ተደፊኡ፡ ናብ ፖርት ሱዳን ግዒዙ ዝጸንሐ መንግስቲ ሱዳን፡ ድሕሪ ልዕሊ...
ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ዝተገብረ ነዊሕን ፍረ ኣልቦን ቃለመሕተት ውልቀመላኺ ኢሰያስ፡ ኣብ ልዕሊ”ቶም ብዕሙት ዝድግፍዎ ደገፍቱ፡ ከቢድ ነውጽን...
ብጉዳይ ምንቁልቋል ዋጋ ባጤራ ኣብ ተቓውሞ ዝርከቡ ኢራናዊያን ዜጋታት፡ መንግስቲ እታ ሃገር ንዘውጾኦ ኣዋጅ ብምጥሓስ፡ ቐዳም ሰንበት...
ኢትዮጵያን ቻይናን፡ ኣብ ጉዳይ ሉኡላዊ ግዛኣት ታይዋንን፡ ድላይ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያን ኣመልኪተን፡ ክልተኣዊ ስምምዕ ምፍጻመን ተገሊጹ። ኣብ...
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ንዘለዎ ክቱር ጽልኢ፡ ብተግባራቱ ኣብ ምግላጽ ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ፡ ሕጂ ውን ኣብ ከባቢ...
ምስ መራሒ ኢራን ኣብ ከቢድ ምፍጣጥ ዝርከብ ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣያቶላህ ዓሊ ካሚኒ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ካብ ኢራን...