Skip to content

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok
Primary Menu
  • Home
  • News
    • Local News
    • International News
    • Sport News
    • Uncategorized
  • PROGRAMS
  • Archives
  • Donate To Eripm
  • Contact Us
  • About Us
ንሉኡላውነት ኤርትራን ሕቶ ባሕሪ ኢትዮጵያን ዝድህስስ መጽናዕታዊ መደብ ብምሁራን ዜጋታት ቀሪቡ። Messenger_creation_53D35A84-52F0-48F6-B697-C8E555181EDC

ንሉኡላውነት ኤርትራን ሕቶ ባሕሪ ኢትዮጵያን ዝድህስስ መጽናዕታዊ መደብ ብምሁራን ዜጋታት ቀሪቡ።

eripm March 25, 2025
ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ምሁራን ትማሊ ኣማሲዩኡ ኣብ ናይ ቃልሲ ሜዲያታት ቀሪቦም፡ ንሉኡላአነት ኤርትራን ሕቶ ባሕሪ ኢትዮጵያን ዝድህስስን፡ ብቋንቋታት...
Read More Read more about ንሉኡላውነት ኤርትራን ሕቶ ባሕሪ ኢትዮጵያን ዝድህስስ መጽናዕታዊ መደብ ብምሁራን ዜጋታት ቀሪቡ።
ሓድሽ ስምምዕ ጉጅለ ህግደፍ ምስ ግብጺ Messenger_creation_C70772E2-0841-487E-BE66-81187D141029

ሓድሽ ስምምዕ ጉጅለ ህግደፍ ምስ ግብጺ

eripm March 25, 2025
ጉጅለ ህግደፍ ምስ ግብጺ ብምኳን፡ ምስ ቀይሕ ባሕሪ ዘይዳወባ ሃገራት ኣብ ጉዳያት ቀይሕ ባሕሪ ዝዀነ ይዅን ተሳትፎ...
Read More Read more about ሓድሽ ስምምዕ ጉጅለ ህግደፍ ምስ ግብጺ
ሓማስን እስራኤልን ዳግማይ ናብ ኲናት Messenger_creation_A3F998CA-A744-437B-9255-5A1E0D1310C4

ሓማስን እስራኤልን ዳግማይ ናብ ኲናት

eripm March 19, 2025
ድሕሪ ስምምዕ ምቍራጽ ተጻቦኦ፡ ንኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ዝግ ኢሉ ዝጸንሐ ደማዊ ግጭት እስራኤልን ዕጡቅ ጉጅለ ሓማስን፡ ካብ...
Read More Read more about ሓማስን እስራኤልን ዳግማይ ናብ ኲናት
ህግደፍ በይኑ ክዋጋእ ዓቅሚ የብሉን፡ ጌታቸው ረዳ Messenger_creation_6167DA81-D4B3-4629-B82C-E214622072D7

ህግደፍ በይኑ ክዋጋእ ዓቅሚ የብሉን፡ ጌታቸው ረዳ

eripm March 19, 2025
ንዝሓለፈ ኣስታት ክልተ ዓመታት ከም ፕረዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብምኳን ኣብ ስልጣን ዝጸንሐን፡ ድሕሪ”ቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጥረ...
Read More Read more about ህግደፍ በይኑ ክዋጋእ ዓቅሚ የብሉን፡ ጌታቸው ረዳ
ኣስመራ ዝወዓለ ኣኬባን ስምዕታ ህግደፍን Messenger_creation_97B09001-DF48-4A58-9596-B9A7250334A8

ኣስመራ ዝወዓለ ኣኬባን ስምዕታ ህግደፍን

eripm March 19, 2025
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጉጅለ ህግደፍ ዝኮነ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ትማሊ ኣብ ኤርትራ ንዝርከቡ ቀወምቲ ኣምባሳደራትን ንዲፕሎማሰኛታት ዓለምን...
Read More Read more about ኣስመራ ዝወዓለ ኣኬባን ስምዕታ ህግደፍን
መራሒ ሶማል ካብ መጥቃዕቲ ቦንባ ንስክላ ከምዘምለጠ ተገሊጹ። Messenger_creation_22A6151F-A5F9-4C5C-8905-58C260940B2A

መራሒ ሶማል ካብ መጥቃዕቲ ቦንባ ንስክላ ከምዘምለጠ ተገሊጹ።

eripm March 19, 2025
ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸክ መሓመድ፡ዕጡቓት ኣል-ሸባብ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ካብ ዝደርበይዎ ቦምባታት ንስክላ ከምዝተረፈ ሮይተርስ ገሊጹ። ድሕሪ”ቲ...
Read More Read more about መራሒ ሶማል ካብ መጥቃዕቲ ቦንባ ንስክላ ከምዘምለጠ ተገሊጹ።
ኣሰካፊ ኩነታት ኤርትራውያን ኣብ ሊብያ Messenger_creation_8DDD875D-449C-4DB7-B5A7-683291687554

ኣሰካፊ ኩነታት ኤርትራውያን ኣብ ሊብያ

eripm March 17, 2025
ኣብ’ዚ ሰሙን እዚ፡ ሰብ መዚ ጸጥታን ፖሊስን ሊቢያ ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ብዘውርድዎ ዘለዉ ሃስያን በደላትን፡ ኩነታት...
Read More Read more about ኣሰካፊ ኩነታት ኤርትራውያን ኣብ ሊብያ
ኩነታት ትግራይ ሰለማዊ መፍትሒ ክርከቦ ኮምሽን ሰባኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ጸዊዑ። Messenger_creation_92FFEBF5-7F17-4652-9FF3-12B6651F37D0

ኩነታት ትግራይ ሰለማዊ መፍትሒ ክርከቦ ኮምሽን ሰባኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ጸዊዑ።

eripm March 17, 2025
ኮምሽን ሰባኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መንጎ ክልተ ጉጅለታት ሕውሓት ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ፡ ስምምዕ ሰላም...
Read More Read more about ኩነታት ትግራይ ሰለማዊ መፍትሒ ክርከቦ ኮምሽን ሰባኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ጸዊዑ።
ህግደፍ ብመንገዲ ኤምባሲኡ ኣቢሉ ደላይ ሰላም ምኳኑ ከረድእ ይፍትን Messenger_creation_786B39DD-93CA-44D4-B09D-5106D0847893

ህግደፍ ብመንገዲ ኤምባሲኡ ኣቢሉ ደላይ ሰላም ምኳኑ ከረድእ ይፍትን

eripm March 17, 2025
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ጉጅለ ህግደፍ፡ ምርጫ ናይቲ ዝውክሎ ጉጅለ ኣብ’ዚ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላምን ምርግጋእን...
Read More Read more about ህግደፍ ብመንገዲ ኤምባሲኡ ኣቢሉ ደላይ ሰላም ምኳኑ ከረድእ ይፍትን
ኣመሪካ ምስ ሓማስ ቀጥታዊ ዘተ ከምዘካየደት ተገሊጹ። Messenger_creation_C444AE17-70E5-4279-8FA1-79BEB90C0EF6

ኣመሪካ ምስ ሓማስ ቀጥታዊ ዘተ ከምዘካየደት ተገሊጹ።

eripm March 13, 2025
ኣመሪካ ግብረሽበራዊ ጉጅለ ኢላ ምስ እትጽውዖ ዕጡቅ ጉጅለ ሓማስ፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ቀጥታዊ ዘተ ምክያዳ ተገሊጹ። እቲ...
Read More Read more about ኣመሪካ ምስ ሓማስ ቀጥታዊ ዘተ ከምዘካየደት ተገሊጹ።

Posts pagination

Previous 1 … 59 60 61 62 63 64 65 … 76 Next
                      Donate to ERIPM

Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond. EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.

LATEST POSTS

  • ተጣበቕቲ መሰላት ጽልዋን ቀጻሊ ብድሆታትን ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (HRC) የጉልሑ።
  • ንህግደፍ ዝመስል ረቂቅ ኣዋጅ ትግራይ
  • ሕማም መንሽሮ ኣብ ኤርትራ ይዓቢ ምህላዉ ተገሊጹ።
  • ስጉምቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንህወሓት
  • ኣበሳንጆ ናብ ትግራይ

FOLLOW US ON SOCIAL MEDIA

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok

You may have missed

ተጣበቕቲ መሰላት ጽልዋን ቀጻሊ ብድሆታትን ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (HRC) የጉልሑ። Messenger_creation_A000EF0D-2BA0-4A9C-A082-1A2EF428DB96

ተጣበቕቲ መሰላት ጽልዋን ቀጻሊ ብድሆታትን ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (HRC) የጉልሑ።

June 17, 2026
ንህግደፍ ዝመስል ረቂቅ ኣዋጅ ትግራይ Messenger_creation_B1D222A3-FED6-4596-8691-F9D9717091EB

ንህግደፍ ዝመስል ረቂቅ ኣዋጅ ትግራይ

June 13, 2026
ሕማም መንሽሮ ኣብ ኤርትራ ይዓቢ ምህላዉ ተገሊጹ። Messenger_creation_4DEC31E4-9934-4524-BC44-6C273EF71399

ሕማም መንሽሮ ኣብ ኤርትራ ይዓቢ ምህላዉ ተገሊጹ።

June 13, 2026
ስጉምቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንህወሓት Messenger_creation_3D4E0191-44B3-4857-81D7-905447568B21

ስጉምቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንህወሓት

June 12, 2026

Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok
| MoreNews by AF themes.