መበል 12 መዓልቱ ሒዙ ዝርከብ ጸረ-መንግስቲ ህዝባዊ ተቓውሞ ኤራን፡ ኣብ ርእሰ ከተማ ቴህራንን ካልኦት ዓበይቲ ከተማታታ እታ...
Year: 2026
እስራኤል ብመንገዲ ቀዳማይ ሚኒስተር በንያሚን ናታንያሁ ኣቢላ፡ ሉኡላዊ ኣፍልጦ ሃገርነት ሶማሊላንድ ድሕሪ ምእዋጃ፡ብመንገዲ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ...
ዓባይ ብሪጣንያን ፈረንሳይን፡ ብእስላማዊ ጉጅለ ግብረሽበራ ዳዕሽ ተታሒዙ ኣብ ልዕሊ ዝጸንሐ ትሕተ-ምድራዊ መስመር ሶርያ፡ ሓባራዊ ናይ ነፈርቲ...
ኣመሪካ ኣብ ቬንዙዌላ ዝርከብ ጸረ-ነፈርቲ ኣጽዋር ሩስያ፡ ኣብቲ ኣብ ቬንዝዌላ ዝገበረቶ ስርሒት ከምዝደምሰሰት ተገሊጹ። ኣመሪካ ኣብ ቬንዝዌላ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ሰበስልጣን ኢራን ሰላማዊ ተቓውሞ ኣብ ምክያድ ንዝርከቡ ሰልፈኛታት ምቅታል እንተጀሚሮም፡ ኣመሪካ ስቅ ኢላ...