ካብ ቅድሚ ሓደ ዓመት ኣትሒዛ ካብ ውድብ ጥዕና ዓለም ክትወጽእ ምዃና ኣብ ምግላጽ ዝጸንሐት ኣመሪካ፡ ኣብ’ቲ ዓለምለኻዊ...
International News
ብጉዳይ ግርንላንድ ምስ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ምፍጣጥ ዝቀነየ ዶናልድ ትራምፕ፡ ትማሊ ምሸት ምስ ዋና ጸሓፊ ኔቶ ማርክ...
ሓይልታት ጸረ ሽበራ ፑንትላንድ፡ ኣባላት ሽበራዊ ዕጡቅ ጉጅለ ዳዕሽ ብምኳን ኣብ ምንቅስቃስ ዝጸንሑ 26 ኢትዮጵያውያን ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ።...
ላዕለዋይ ሃይማኖታዊ መራሒ ኢራን ኣያቱላህ ዓሊ ከማኒ፡ ኣብቲ ኣብ ኢራን ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ፡ ብኣሽሓት ዝቁጸሩ ዜጋታት...
ቻይና ዘፍረየቶ ናይ ባዮሜትሪክ ዘመናዊ መሳርሒ ካብ ስራሕ ወጻኢ ብምኳኑ፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ዝፈለመ ናይ 2026 መስርሕ...
ብቃላት ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ስጋኣት ዛኣተዋ ሓያሎ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ዳህሳሳዊ ተልእኾ ብዝተሰምየ ወፍሪ፡ ዝተወሰኑ ወተሃደራት ናብ...
ንገዛእ ርእሳ ከም ናጻ ሃገር እትቘጽር ሶማሊላንድን፡ ፍርቂ ርእሰ-ምምሕዳር ዘለዋ ዞባ ጁባላንድን፡ ፌደራላዊ መንግስቲ ሶማል ምስ ሕቡራት...
ንልዕሊ ክልተ ዓመታት ካብ ርእሰ ከተማ ካርቱም ተደፊኡ፡ ናብ ፖርት ሱዳን ግዒዙ ዝጸንሐ መንግስቲ ሱዳን፡ ድሕሪ ልዕሊ...
ብጉዳይ ምንቁልቋል ዋጋ ባጤራ ኣብ ተቓውሞ ዝርከቡ ኢራናዊያን ዜጋታት፡ መንግስቲ እታ ሃገር ንዘውጾኦ ኣዋጅ ብምጥሓስ፡ ቐዳም ሰንበት...
ኢትዮጵያን ቻይናን፡ ኣብ ጉዳይ ሉኡላዊ ግዛኣት ታይዋንን፡ ድላይ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያን ኣመልኪተን፡ ክልተኣዊ ስምምዕ ምፍጻመን ተገሊጹ። ኣብ...