ውድብ ህወሓት ገጻት ማሕበራዊ መራከቢታት ከም መሳርሒ ብምጥቓም፡ ስቃይን ጥምየትን ህዝብን ንደገ ክወጽእን፡ ዓቢ ኣጀንዳ ክኸውንን ዝገበሩ...
International News
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፡ እስራኤል ንሶማሊላንድ ብዝሃበቶ ኣፍልጦ ሃገርነት ንምዝታይ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ ምኳኑ The times of...
ኣመሪካ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ናይጀርያ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቀሱ እስላማውያን ጕጅለታት IS ሓያል መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመት፡ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ...
ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ፡ ትማሊ ኣማስዩኡ ኣብ ዝሃቦ ወግዓዊ መግለጺ፡ እስራኤል ንሶማሊላንድ ከም ሃገር ኣፍልጦ ክትህባ...
ኣብ ቀረባ እዋን ሓባራዊ ናይ ባንክ ውፍሪ ዝመስረታ ሃገራት ማሊ፡ ኒጀርን፡ ቡርኪናፋሶን፡ ሓባራዊ ናይ ጸጥታ ሓይሊ ንምምስራት...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሊብያ ዓብዱልሓሚድ ድበይበ፡ ኣዛዚ ሰራዊት ሊብያ መሓመድ ዓሊ ኣሕመድ ኣል-ሓዳድን፡ ካልኦት ኣርባዕተ ሰባትን ዝጸዓነት ነፋሪት፡...
ብፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፡ ጀነራል ታደሰ ወረደ ዝተመርሐ ልኡኽ ትግራይ፡ ኣብ ዝሓለፋ መዓልታት ናብ ኣዲስ ኣበባ ከም...
ኣመሪካ ካብ 1995 ጀሚራ ዓመታዊ ክተካይዶ ዝጸንሐት ናይ ግሪን ካርድ ሎቶሪ DV ብምምሕዳር ትራምፕ ደው ምባሉ ተገሊጹ።...
ውድብ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ተፈጢሩ ዘሎ ሕጽረት ነዳድን፡ ንሱ ዘስዓቦ ቁጠባዊ ቀውስን ከም ምኽንያይ ብምጥቃስ፡ ትግራይ...
ኣመሪካ ንዜጋታት ኢትዮጵያ ትህቦ ዝነበረት ግዝያዊ ሕጋዊ ከለላ ከምዘቋረጸትን ንዓዶም ክምለሱ ከምዝኽእሉን፡ ምምሕዳር ዲናልድ ትራምፕ ኣብ’ዚ ቀረባ...