ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ 24 ጥቅምቲ 2025፡ኣብ ዞባ ጋሽባርካ መስመር ባረንቱ-ኣንቶረ ብዓርቢ 24 ጥቅምቲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ፡...
Local News
ኣዛዚ ደሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ዝኮነ ኮረኔል ኢብራሂም ሃሩን፡ ንሰለስተ ኣዋርሕ ክስልጥኑ ዝጸንሑ ኣባላት ሰራዊት ድሕሪ...
ኢትዮጵያ ምስ ጉጅለ ህግደፍ ናይ ኤርትራ ዘለዋ ጉዳይ፡ ብሽምግልና ክንፈትሖ ድላይ ከምዘለዋ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊጹ። ኣባል...
ንኡስ ክፍሊ ድፕሎመሲ ህዝባዊ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ እስራኤል ፡ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት መንግስቲ እታ ሃገር፡ ኣብ ክሰነት...
ብዝፍጽሞ ኣረሜናዊ ተግባራት፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ንኤርትራ ንዘለዎ ዝኽሓነ ጽልኢ ዘረጋግጽ ጉጅለ ህግደፍ፡ ሕጂ ውን ኣብ ብከባቢ...
ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ ዝመደበሩ ‘ኤርትርያ ፎከስ’ ዝተባህለ ጕጅለ ኤርትራውያን ምሁራት፡ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ “እተካይዶ ዘላ ተዋጋኢ ትረኻ፡”...
ኣብ ኲናት ትግራይ ቀንዲ ተሳታፊ ኣካል ብዝነበረን፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዓቢ ዕንወት ብዘውረደን ጉጅለ ህግደፍ ዝመሓደር...
ጉጅለ ህግደፍን ውድብ ህወሓትን፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብኽልቲኦም ውድባት ናይ ኲናት ስጋኣት ገጢምዎ ምህላዉ ብምጥቃስ ናብ UN ንዘቅረቦ...
ጸረ ህዝቢ ኤርትራ ዝኮነ ጉጅለ ህግደፍ፡ ዘራእቲ ኣብ ዝጸሃየሉን ምህርቲ ዝኣኽለሉን ወርሓት መስከረምን ጥቅምትን፡ ኣብ ዞባ ደቡብ...
ጉጅለ ህግደፍ ሎሚ ቅነ ብመንገዲ ክፍለ ሰራዊት 11 ኣቢሉ ኣብ ከባቢታት መረታ ሰበነ ዝፍጽሞ ዘሎ ኣነዋሪ ተግባር፡...