ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ዓሊ፡ ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ግብረ ሽበራ ናይ ምክልኻል ዓቅሚ ዘለዎ...
Local News
ካብ ብቅድሚ ትማሊ ኣትሒዙ፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ዝርከብሉ ከባቢታት ዳባትን ኣለምዋጭን፡ ኣብ ሞንጎ ዕጡቃት ሓይልታት ፋኖን፡ መንግስቲ...
ኣብ ወርሒ ለካቲት 2024 ብወለንተኛታት ተቃለስትን ደለይቲ ፍትሒን ተመስሪታ፡ ውድቀት ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምቅልጣፍ ኣብ ስራሕ እትርከብ...
ብጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ግዚያዊ መንግስቲ ድሕሪ ምፍራሱ፡ ካብ ትግራይ ወጽዩ ምስ ሓይልታት ፈደራል ብምኳን ኣብ ስራሕ መንግስቲ...
ናብ ከባቢታት ተንቤን ኣትዩ ዝጸንሐ ሰራዊት ኤርትራ፡ ምንቅስቃስ ሰራዊት ፈደራል ናብ ወሰናስን ከባቢ ዶባት እታ ሃገር ይንቀሳቀስ...
ሰለስተ ዓመታት ድሕሪ’ቲ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ኣዕናዊ ግጭት፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝነበረ ምምሕዝነት፡ ናብ ሓድሕዳዊ ምጥርጣርን...
ኣብ ሞንጎ ጉጅለ ህግደፍ ሓይልታት ትግራይን መንግስቲ ፈደራልን እንዳጎሃረ ዝኸይድ ዘሎ ኩነተ ኲናት ኣብ ዝለዓለ መድረኽ በጺሕሉ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ዓሊ፡ ከም ኢትዮጵያ ዝኣመሰላ ዓበይቲ ሃገራት፡ ዝተፈላለየ ኣማራጺ ወደብ ከምዘድልየን ብምጥቃስ፡...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ኬንያን ኡጋንዳን ዶብ ክሰግሩ ኣብ ዶብ ሞያለ ዝሓዞም ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ብወገን ዶብ ዓሰብ ናብ...
ውጥረት ኢትዮጵያን ኤርትራን ካብ ዝኮነ እዋን ንላዕሊ በሪኽሉ ኣብ ዘሎ ሰዓት፡ ላዕለዎት ሰበስልጣን ሃገራት ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃን...