ጉጅለ ህግደፍ፡ መቀጸልታ ናይቲ ክካየድ ዝጸንሐ ናይ ጽምዶ ዳሳት፡ ኣብ መሬት ትግራይ ክካየድ ዝብል ሕቶ ብወገን ትግራይ...
Local News
ህዝቢ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ኤርትራ ብዝዓስከረ ኣረሜናዊ ምሕደራ ጉጅለ ህግደፍ፡ ከቢድ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ከምዝበጽሖን፡ ከም...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብመንገዲ መንግስታዊ ማዕከን ዜና ኣቢሉ ንቃለመሕተት ውልቀመላኺ ኢሰያስ ኣብ ዝሃቦ ግብረመልሲ፡ ኢሰያስ ቀላሲ ፖለቲካ ቀርኒ...
ውልቀመላኺ ኢሰያስ፡ ረቡዕ ምሸት ድሕሪ ዘካየዶ ኣብ ዘቤታዊ ጉዳያት ዘተኮረ ትርጉም ኣልቦ ቃለመሕተት፡ ህዝቢ ኤርትራ ናይ ስርዓተ...
ጽምዶ ብዝብል መጸውዒ ስም ዝተቐልቀለ መሀውተቲ ኣጀንዳ፡ ትግራይ ዓውደ ኲናት ብምግባር ንውልቀመላኪ ኢሰያስ ቅሳነት ካብ ምፍጣር ዝሓለፈ...
ውልቀመላኺ ኢሰያስ፡ ዓመታዊ ሓንሳብ ንዘካይዶ ናይ ቃለመሕተት መደብ ንምክያድ፡ ብቀዳም 19 ሓምለ ኣብ መስኮት ቴለቪዥን ቀሪቡ ንህሉው...
ካብ 17 ክሳብ 23 መጋቢት 2025 ብደረጃ ሃገር ናይ ዝተካየደ ሃገራዊ መርመራ ‘ማትሪክ’ ውጺኢት፡ ኣብ 13 ሓምለ...
ንልምዓትን ሃገራዊ ዕብየትን ተበጊሱ ዘይፈልጥ ጉጅለ ህግደፍ፡ ኣብ ዝሓለፈ 10 ዓመታት እንዳበረኸ ንዝመጸ ህዝባዊ ነድርን ቁጥዐን ንምዕጋስ፡...
ብሰንኪ ምፍራስ ጸጥታዊ ኩነታት ክልል ኣምሓራ፡ ሂወት ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ግዜ ናብ ግዜ...
ንኤርትራ ናብ ፍጹም ድሕረት መሊሱ፡ ደመና ኲናት ፈጢሩ ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍን፡ ምስ መንግስቲ ፈደራል ኣብ ከቢድ ምትፍናን...