ብደረጃ ዓለም ኣብ መንግስታውያን ትካላት ንዝፍጸም ብልሽውና ዝከታተልን፡ ዓመታዊ ጸብጻቡ ዘቅርብን ትራንስፓረንሲ ኢንተርናሽናል፡ ኣብ ናይ 2025 ዓመተምህረት...
Local News
ቤት ጽሕፈት ሰላምን ጸጥታን ክልል ኣምሓራ፡ ትማኢ ኣብ ዘውጽኦ ወግዓዊ እዋናዊ መግለጺ፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝካየድ...
ጉጅለ ህግደፍ፡ ነቲ ብእከይ ተግባራቱ ዝተደወነን ዝተፈንፈነን እንታይነቱ ንምሕባእን፡ ዕድመ ስልጣኑ ንምቕጻልን፡ ህዝቢ ዘደናግር ናይ ጎስጓስ ኣኬባታት ...
ኢትዮጵያ ብመንገዲ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሃገራ ኣቢላ ናብ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ዝለኣኸቶ መልእኽቲ፡ ሰራዊት ኤርትራ ካብ መሬት...
ትማሊ ረቡዕ 4 ለካቲት 2026 ከባቢ ሰዓት 7 ምሸት፡ ሰራዊትን ወተሃደራዊ ስንቅን ኣብ ምምልላስ ዝንቀሳቀሳ ዓበይቲ ናይ...
ኡጋንዳ ነቲ ንዓመት መመላእታ ደው ኣቢላቶ ዝጸንሐት ምቕባል ስደተኛታትን፡ ምምዝጋብ ሓተትቲ ዕቝባን፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዳግማይ ክጅምር...
ብፋይላት ኤፒስተይን ዝፍለጥን፡ ብዙሕ ምስጢራት ከም ዝሓዘ ዝንገረሉን ሰነዳት፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ብትእዛዝ ቤትፍርዲ ኣመሪካ ገለ ክፋሉ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዓሊ፡ ኣብ ሞንጎ ጉጅለ ህግደፍን መንግስቲ ብልጽግናን ተፈጢሩ ዘሎ ምትፍናን ካብ ኲናት...
ኣብ ዕድመ ስልጣኑ ህዝቢ ብምጭዋይን ብምስዋርን ዝፍለጥ ጉጅለ ህግደፍ፡ ሕጂ ውን ኣብ ከተማ ተሰነይ ጨው ቀትሪ ንሓደ...
ካብ ከባቢታት ራያ ኣላማጣ ዝነብር ዝነበረ ህዝቢ፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ዝነበረ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብቲ ቦታ ድሕሪ ምውጹኡ፡ ካብ...