Skip to content

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok
Primary Menu
  • Home
  • News
    • Local News
    • International News
    • Sport News
    • Uncategorized
  • PROGRAMS
  • Archives
  • Donate To Eripm
  • Contact Us
  • About Us
ሓድሽ ስልቲ ምትላል ጉጅለ ህግደፍ ጤሳ ክንህበኩም ኢና Messenger_creation_9D6C7DC4-E9DC-442F-93E5-236F54C5893D

ሓድሽ ስልቲ ምትላል ጉጅለ ህግደፍ ጤሳ ክንህበኩም ኢና

eripm March 14, 2026
ጉጅለ ህግደፍ፡ መንእሰያት ንምስዳዕን ገንዘብ ንምእካብን፡ ሓድሽ ኣዋጅ ጤሳ መሬት ከምዘውጸአ ተፈሊጡ። ጉጅለ ህግደፍ፡ ነቶም ብሰንኩ ሃገሮም...
Read More Read more about ሓድሽ ስልቲ ምትላል ጉጅለ ህግደፍ ጤሳ ክንህበኩም ኢና
ሕነ ከይፈደና ኲናት ደው ኣይብልን “ኢራን” Messenger_creation_2BB44503-99A6-40E5-A609-F29C869BDCBC

ሕነ ከይፈደና ኲናት ደው ኣይብልን “ኢራን”

eripm March 13, 2026
ብዉሁድ መጥቃዕቲ እስራኤልን ኣመሪካን ንዝተቀንጸለ ወላዲኡ ብምትካእ፡ ሓድሽ ኣያቶላህ እስላማዊት ሪፓብሊክ ኢራን ኮይኑ ዝተመርጸ ሞጅታባ ኻመኒ፡ ንመንበር...
Read More Read more about ሕነ ከይፈደና ኲናት ደው ኣይብልን “ኢራን”
ርክብ ኢትዮጵያን ኣመሪካን ይቅጽል Messenger_creation_220CBCE5-D6A2-4F7B-9D5B-0989D0B5B761

ርክብ ኢትዮጵያን ኣመሪካን ይቅጽል

eripm March 13, 2026
ሚኒስትር ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ማርኮ ሩቢዮ፡ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ዶክተር ዓቢይ ኣሕመድ ከም ዝተዘራረቡ ብመንገዲ ቤት...
Read More Read more about ርክብ ኢትዮጵያን ኣመሪካን ይቅጽል
ስነጥበባዊ ብንያም ሶሎሞን “ኮብራ” ተፈቲሑ Messenger_creation_EC7D6D66-F9A6-42DC-B961-E63BDAA2DFB8

ስነጥበባዊ ብንያም ሶሎሞን “ኮብራ” ተፈቲሑ

eripm March 13, 2026
ንዝሓለፈ ልዕሊ 15 ዓመታት ብጉጅለ ህግደፍ ተጨውዩ ዝጸንሐ ፍሉጥ ካርቱኒስታን  መምህር ብንያም ሶሎሞን፡ ካብ’ቲ ተጨውይሉ ዝነበረ ሸላ...
Read More Read more about ስነጥበባዊ ብንያም ሶሎሞን “ኮብራ” ተፈቲሑ
መጥቃዕቲ ኢራን ብልዕሊ 90% ከምዝጎደለ ተገሊጹ። Messenger_creation_2127CEB3-30C8-4C72-9915-CC37DF090360

መጥቃዕቲ ኢራን ብልዕሊ 90% ከምዝጎደለ ተገሊጹ።

eripm March 11, 2026
ኢራን ከተካይዶ ዝጸንሐት ናይ ግብረመልሲ መጥቃዕቲ ሚሳይላት፡ ብልዕሊ 90% ከምዝነከየ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ገሊጹ። ኣቦመንበር ሓለቓ-ስታፍ...
Read More Read more about መጥቃዕቲ ኢራን ብልዕሊ 90% ከምዝጎደለ ተገሊጹ።
ተቓውሞ ኣንጻር ሓድሽ መራሒ ኢራን Messenger_creation_3EF8ADE1-F731-4F2C-9A20-D2B33426B6B0

ተቓውሞ ኣንጻር ሓድሽ መራሒ ኢራን

eripm March 11, 2026
ብመጥቃዕቲ እስራኤልን ኣመሪካን ንዝተቀንጸለ፡ ላዕለዋይ መራሒ ሰውራ ኢራን ኣያቱላህ ኣሌ ካሚኒ ብምትካእ፡ ሓድሽ ላዕለዋይ መራሒ ኢራን ኮይኑ...
Read More Read more about ተቓውሞ ኣንጻር ሓድሽ መራሒ ኢራን
ዝኸፈአ ከይመጽእ ክጽሊ’የ “ትራምፕ” Messenger_creation_A6455F43-DF0F-4080-9A1C-51B3313716A0

ዝኸፈአ ከይመጽእ ክጽሊ’የ “ትራምፕ”

eripm March 11, 2026
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ኲናት ኢራን ኣብ’ዚ ቀረባ ግዜ ክዛዘም ምኳኑ ድሕሪ ምግላጹ፡ ዋጋ ነዳዲ ዓለም  ከምዝቀነሰ...
Read More Read more about ዝኸፈአ ከይመጽእ ክጽሊ’የ “ትራምፕ”
ነፈርቲ ውግእ ኣመሪካ ኣብ ኢንግሊዝ Messenger_creation_AA2EDDC0-467F-44B8-92C4-FAABC351E8A7

ነፈርቲ ውግእ ኣመሪካ ኣብ ኢንግሊዝ

eripm March 11, 2026
ዓበይቲ ናይ ጽዕነት ወተሃደራውያን ነፈርቲ ኲናት ኣመሪካ፡ ኣብ’ዚ ቀረባ እዋን ኣብ ደቡባዊ-ምዕራብ ዓዲ-እንግሊዝ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ሓይሊ...
Read More Read more about ነፈርቲ ውግእ ኣመሪካ ኣብ ኢንግሊዝ
ኢራን ላዕለዋይ መራሒ ንምምራጽ ኣብ ስምምዕ ምብጽሓ ተገሊጹ። Messenger_creation_35B31024-677E-4D52-BAD4-8762A7BCAB3E

ኢራን ላዕለዋይ መራሒ ንምምራጽ ኣብ ስምምዕ ምብጽሓ ተገሊጹ።

eripm March 9, 2026
ሃይማኖታዊ መራሒ ሰውራ ኢራን ኣያቱላህ ኣሊ ካሚኒ ድሕሪ ምማቱ፡ ክሳብ ለይቲ ሎሚ ቀዋሚ መተካእታ ኣብ ምንዳይ ዝጸንዝሐት...
Read More Read more about ኢራን ላዕለዋይ መራሒ ንምምራጽ ኣብ ስምምዕ ምብጽሓ ተገሊጹ።
መጥቃዕቲ ቡምባ ኣብ ኖርወይ Messenger_creation_3694B9F0-18BD-4C49-AD19-91034EB88063

መጥቃዕቲ ቡምባ ኣብ ኖርወይ

eripm March 9, 2026
ኣብ ኦስሎ ኖርወይ ዝርከብ ኤምባሲ ኣመሪካ፡ ኣጋ ወጋሕታ ብዝተፈጸመ ናይ ቡንባ ፍንጀራ ከምዝተሃርመ ፖሊስ ኖርወይ ሓቢሩ። ፖሊስ...
Read More Read more about መጥቃዕቲ ቡምባ ኣብ ኖርወይ

Posts pagination

Previous 1 … 20 21 22 23 24 25 26 … 84 Next
                      Donate to ERIPM

Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond. EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.

LATEST POSTS

  • ስቓይ ኤርትራውያን ኣብ ሊብያ ይቕጽል
  • ሓድሽ መግለጺ ኣመሪካ ብጉዳይ ትግራይ
  • ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ህግደፍን ህወሓትን
  • ኣሸንዳ ኣብ ዶባት ኤርትራን ትግራይን
  • መግለጺ ሓይሊ ዕማም፡ ንስዕረት ህግደፍ

FOLLOW US ON SOCIAL MEDIA

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok

You may have missed

ስቓይ ኤርትራውያን ኣብ ሊብያ ይቕጽል Messenger_creation_83074E3E-0B29-4F5E-B5F1-BCD4BBDB1747

ስቓይ ኤርትራውያን ኣብ ሊብያ ይቕጽል

August 26, 2026
ሓድሽ መግለጺ ኣመሪካ ብጉዳይ ትግራይ Messenger_creation_02A151A3-CE0A-48CC-8F12-69C047558EB5

ሓድሽ መግለጺ ኣመሪካ ብጉዳይ ትግራይ

August 26, 2026
ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ህግደፍን ህወሓትን Messenger_creation_53C09131-9AB1-4B33-9919-F2EDE539622B

ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ህግደፍን ህወሓትን

August 26, 2026
ኣሸንዳ ኣብ ዶባት ኤርትራን ትግራይን Messenger_creation_27347CB5-7869-44D9-8B5A-2352BD43901F

ኣሸንዳ ኣብ ዶባት ኤርትራን ትግራይን

August 24, 2026

Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok
| MoreNews by AF themes.