Skip to content

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok
Primary Menu
  • Home
  • News
    • Local News
    • International News
    • Sport News
    • Uncategorized
  • PROGRAMS
  • Archives
  • Donate To Eripm
  • Contact Us
  • About Us
ጉጅለ ህግደፍ ኣጽዋር ከቐብል ተታሒዙ Messenger_creation_CE769FD8-A465-48F2-9689-801C4CFE9CE9

ጉጅለ ህግደፍ ኣጽዋር ከቐብል ተታሒዙ

eripm January 16, 2026
ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ክልል ኣምሓራ ናብ ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ሓይልታት ፋኖ፡ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ኣብ ምስግጋር ተጸሚዱ ምህላዉን፡ ዝተላእከ...
Read More Read more about ጉጅለ ህግደፍ ኣጽዋር ከቐብል ተታሒዙ
ኣመሪካ ንኤርትራን ኢትዮጵያን ኣጊዳ Messenger_creation_0D2252B0-2420-4742-974D-F3B463469807

ኣመሪካ ንኤርትራን ኢትዮጵያን ኣጊዳ

eripm January 16, 2026
ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ፡ ካብ 21 ጥሪ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን፡ ዜጋታት 75 ሃገራት ናብ ኣመሪካ ከይኣትዉ ድሕሪ ምእዛዙ፡...
Read More Read more about ኣመሪካ ንኤርትራን ኢትዮጵያን ኣጊዳ
ሶማሊላንድ ፑንትላንድን ኣንጻር ሶማል Messenger_creation_AC879F04-9C6B-46DF-B7A5-510D388E6D94

ሶማሊላንድ ፑንትላንድን ኣንጻር ሶማል

eripm January 14, 2026
ንገዛእ ርእሳ ከም ናጻ ሃገር እትቘጽር ሶማሊላንድን፡ ፍርቂ ርእሰ-ምምሕዳር ዘለዋ ዞባ ጁባላንድን፡ ፌደራላዊ መንግስቲ ሶማል ምስ ሕቡራት...
Read More Read more about ሶማሊላንድ ፑንትላንድን ኣንጻር ሶማል
መንግስቲ ሱዳን ዳግማይ ናብ ካርቱም Messenger_creation_0E68BF18-1E08-4212-A75F-2585B1326790

መንግስቲ ሱዳን ዳግማይ ናብ ካርቱም

eripm January 14, 2026
ንልዕሊ ክልተ ዓመታት ካብ ርእሰ ከተማ ካርቱም ተደፊኡ፡ ናብ ፖርት ሱዳን ግዒዙ ዝጸንሐ መንግስቲ ሱዳን፡ ድሕሪ ልዕሊ...
Read More Read more about መንግስቲ ሱዳን ዳግማይ ናብ ካርቱም
ከቢድ ተስፋ ምቁራጽ ደገፍቲ ምልኪ Messenger_creation_4192EC1C-9FBE-4718-9DAC-02DE7261AADE

ከቢድ ተስፋ ምቁራጽ ደገፍቲ ምልኪ

eripm January 14, 2026
ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ዝተገብረ ነዊሕን ፍረ ኣልቦን ቃለመሕተት ውልቀመላኺ ኢሰያስ፡ ኣብ ልዕሊ”ቶም ብዕሙት ዝድግፍዎ ደገፍቱ፡ ከቢድ ነውጽን...
Read More Read more about ከቢድ ተስፋ ምቁራጽ ደገፍቲ ምልኪ
ተቓውሞ ኢራን ቀጺሉ፡ ትራምፕ ፈኪሩ Messenger_creation_79E55952-D092-4B02-A622-6818E8E8DF17

ተቓውሞ ኢራን ቀጺሉ፡ ትራምፕ ፈኪሩ

eripm January 12, 2026
ብጉዳይ ምንቁልቋል ዋጋ ባጤራ ኣብ ተቓውሞ ዝርከቡ ኢራናዊያን ዜጋታት፡ መንግስቲ እታ ሃገር ንዘውጾኦ ኣዋጅ ብምጥሓስ፡ ቐዳም ሰንበት...
Read More Read more about ተቓውሞ ኢራን ቀጺሉ፡ ትራምፕ ፈኪሩ
ኢትዮጵያን ቻይናን ስምምዕ ከቲመን Messenger_creation_91ED66AB-0E9F-43C4-80CC-BEC1A2AA7709

ኢትዮጵያን ቻይናን ስምምዕ ከቲመን

eripm January 12, 2026
ኢትዮጵያን ቻይናን፡ ኣብ ጉዳይ ሉኡላዊ ግዛኣት ታይዋንን፡ ድላይ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያን ኣመልኪተን፡ ክልተኣዊ ስምምዕ ምፍጻመን ተገሊጹ። ኣብ...
Read More Read more about ኢትዮጵያን ቻይናን ስምምዕ ከቲመን
ህግደፍ ሕጂ ውን ብጥይት ቀቲሉ Messenger_creation_01469575-5A1D-482C-A8CD-93B9C17DF4E0

ህግደፍ ሕጂ ውን ብጥይት ቀቲሉ

eripm January 12, 2026
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ንዘለዎ ክቱር ጽልኢ፡ ብተግባራቱ ኣብ ምግላጽ ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ፡ ሕጂ ውን ኣብ ከባቢ...
Read More Read more about ህግደፍ ሕጂ ውን ብጥይት ቀቲሉ
ህዝቢ እንተተንኪፍኩም ወይልኹም Messenger_creation_6FDE7116-5780-46E1-B744-32EA77D1F939

ህዝቢ እንተተንኪፍኩም ወይልኹም

eripm January 10, 2026
ምስ መራሒ ኢራን ኣብ ከቢድ ምፍጣጥ ዝርከብ ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣያቶላህ ዓሊ ካሚኒ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ካብ ኢራን...
Read More Read more about ህዝቢ እንተተንኪፍኩም ወይልኹም
ኡጋንዳ ብምኽንያት ምርጫ ናይ ዕረፍቲ መዓልታት ምእዋጃ ኣፍሊጣ። Messenger_creation_DED67882-A1F6-4856-ABEC-2648DCF9A6E3

ኡጋንዳ ብምኽንያት ምርጫ ናይ ዕረፍቲ መዓልታት ምእዋጃ ኣፍሊጣ።

eripm January 10, 2026
ኡጋንዳ ብምኽንያት መንግስታዊ ምርጫ እታ ሃገር፡ ክልተ መዓልታት ናይ ዝቅጽል ሰሙን ናይ ዕረፍቲ መዓልታት ኮይኑ ክውዕል ምእዋጃ...
Read More Read more about ኡጋንዳ ብምኽንያት ምርጫ ናይ ዕረፍቲ መዓልታት ምእዋጃ ኣፍሊጣ።

Posts pagination

Previous 1 … 31 32 33 34 35 36 37 … 84 Next
                      Donate to ERIPM

Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond. EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.

LATEST POSTS

  • ስቓይ ኤርትራውያን ኣብ ሊብያ ይቕጽል
  • ሓድሽ መግለጺ ኣመሪካ ብጉዳይ ትግራይ
  • ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ህግደፍን ህወሓትን
  • ኣሸንዳ ኣብ ዶባት ኤርትራን ትግራይን
  • መግለጺ ሓይሊ ዕማም፡ ንስዕረት ህግደፍ

FOLLOW US ON SOCIAL MEDIA

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok

You may have missed

ስቓይ ኤርትራውያን ኣብ ሊብያ ይቕጽል Messenger_creation_83074E3E-0B29-4F5E-B5F1-BCD4BBDB1747

ስቓይ ኤርትራውያን ኣብ ሊብያ ይቕጽል

August 26, 2026
ሓድሽ መግለጺ ኣመሪካ ብጉዳይ ትግራይ Messenger_creation_02A151A3-CE0A-48CC-8F12-69C047558EB5

ሓድሽ መግለጺ ኣመሪካ ብጉዳይ ትግራይ

August 26, 2026
ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ህግደፍን ህወሓትን Messenger_creation_53C09131-9AB1-4B33-9919-F2EDE539622B

ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ህግደፍን ህወሓትን

August 26, 2026
ኣሸንዳ ኣብ ዶባት ኤርትራን ትግራይን Messenger_creation_27347CB5-7869-44D9-8B5A-2352BD43901F

ኣሸንዳ ኣብ ዶባት ኤርትራን ትግራይን

August 24, 2026

Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok
| MoreNews by AF themes.