Skip to content

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok
Primary Menu
  • Home
  • News
    • Local News
    • International News
    • Sport News
    • Uncategorized
  • PROGRAMS
  • Archives
  • Donate To Eripm
  • Contact Us
  • About Us
ኣብ ኤርትራ ሩኡይ ጸገማት ኣገልግሎት መጓዓዝያ ተከሲቱ ምህላዉ ተገሊጹ። Messenger_creation_63B64D4F-6706-483D-983C-73DD7A2590A0

ኣብ ኤርትራ ሩኡይ ጸገማት ኣገልግሎት መጓዓዝያ ተከሲቱ ምህላዉ ተገሊጹ።

eripm July 2, 2025
ጉጅለ ህግደፍ  ካብ ቅድሚ ዝተወሰነ ዓመታት ኣትሒዙ፡ ኣብ መላእ ሃገር ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያ ኣብ ምቅልጣፍ ዓቢ እጃም...
Read More Read more about ኣብ ኤርትራ ሩኡይ ጸገማት ኣገልግሎት መጓዓዝያ ተከሲቱ ምህላዉ ተገሊጹ።
ኢራን ኲናት ደው ንምባል 30 ቢልዮን ዶላር ሞቅሽሽ ከምዝቀረበላ ተገሊጹ። Messenger_creation_E4320DB7-3E0D-4FCE-A41F-1EF669C04FB4

ኢራን ኲናት ደው ንምባል 30 ቢልዮን ዶላር ሞቅሽሽ ከምዝቀረበላ ተገሊጹ።

eripm June 28, 2025
ብመሰረት ሓበሬታ ማዕከን ዜና CNN፡ ኢራን ኲናት ደው ኣቢላ ናብ ዘተ ንኽትቀርብ፡ 30 ቢልዮን ዶላርን እገዳ ናይ...
Read More Read more about ኢራን ኲናት ደው ንምባል 30 ቢልዮን ዶላር ሞቅሽሽ ከምዝቀረበላ ተገሊጹ።
ኢራን ኣባላት ሞሳድ ትቅንጽል Messenger_creation_2D2EFB6D-D194-4FB3-BB59-30B64F192240

ኢራን ኣባላት ሞሳድ ትቅንጽል

eripm June 28, 2025
ሰብመዚ ኢራን፡ ኣብ ጽባሕ እቲ ን12 መዓልታት ዝተኻየደ ኲናት እስራኤልን ኢራን፡ ምስ ትካላት ስለያ እስራኤል ምትእስሳር ኣለዎም...
Read More Read more about ኢራን ኣባላት ሞሳድ ትቅንጽል
ህዝባዊ ተቓውሞታት ኬንያ ይቅጽል Messenger_creation_321275B9-C881-4326-8915-EC821C3C7837

ህዝባዊ ተቓውሞታት ኬንያ ይቅጽል

eripm June 28, 2025
ኣብ ኬንያ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት እታ ሃገር ተቓውሞታቶም ከስምዑ ዝተራእዩ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኬንያውያን፡ ፕረዚደንት እታ ሃገር ዊልያም...
Read More Read more about ህዝባዊ ተቓውሞታት ኬንያ ይቅጽል
ጉጅለ ህግደፍ ኣብ  ኤርትራ ንጉዳይ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ክምርምር ንዝጸንሐ ኮሚተ ሓይሊ ዕማም ሕቡራት ሃገራት፡  ስርሑ ደው ንኸብል ጠለብ ከምዘቅረበ ተፈሊጡ Messenger_creation_E1AC81AA-4A88-4F17-9048-345C0F72361C

ጉጅለ ህግደፍ ኣብ  ኤርትራ ንጉዳይ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ክምርምር ንዝጸንሐ ኮሚተ ሓይሊ ዕማም ሕቡራት ሃገራት፡  ስርሑ ደው ንኸብል ጠለብ ከምዘቅረበ ተፈሊጡ

eripm June 27, 2025
ጉጅለ ህግደፍ ኣብ  ኤርትራ ንጉዳይ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ክምርምር ንዝጸንሐ ኮሚተ ሓይሊ ዕማም ሕቡራት ሃገራት፡  ስርሑ ደው...
Read More Read more about ጉጅለ ህግደፍ ኣብ  ኤርትራ ንጉዳይ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ክምርምር ንዝጸንሐ ኮሚተ ሓይሊ ዕማም ሕቡራት ሃገራት፡  ስርሑ ደው ንኸብል ጠለብ ከምዘቅረበ ተፈሊጡ
ኣብ ከባቢታት ኦምሓጀርን ማይካድራን ናይ ተጠንቀቅ ኩነታት ሰፊኑ ምህላዉ ተገሊጹ። Messenger_creation_2A8326C8-91DB-419B-8DCB-FC0B30FB982A

ኣብ ከባቢታት ኦምሓጀርን ማይካድራን ናይ ተጠንቀቅ ኩነታት ሰፊኑ ምህላዉ ተገሊጹ።

eripm June 27, 2025
ካብ’ዚ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢታት ማይካድራ ሓደሽቲ መዳፍዓት ኣብ ምትካል ተጸሚዱ ምህላዉን፡ ብወገን ኤርትራ...
Read More Read more about ኣብ ከባቢታት ኦምሓጀርን ማይካድራን ናይ ተጠንቀቅ ኩነታት ሰፊኑ ምህላዉ ተገሊጹ።
ጉጅለ ህግደፍ ንኢትዮጵያ መልሲ ሂቡ Messenger_creation_27460BC5-F7DD-4573-8DB9-EC419733AD05

ጉጅለ ህግደፍ ንኢትዮጵያ መልሲ ሂቡ

eripm June 27, 2025
ጉጅለ ህግደፍ ትማሊ ኣማስያኡ ብመንገዲ ሚኒስትሪ ዜና ኣቢሉ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኤርትራ ዝጥቅን ዲፕሎማስያዊ...
Read More Read more about ጉጅለ ህግደፍ ንኢትዮጵያ መልሲ ሂቡ
ምስጓግ ስደተኛታት ካብ ኣመሪካ ጸዲቑ Messenger_creation_4D24120F-F26A-487A-BC41-E3E40EB445DB

ምስጓግ ስደተኛታት ካብ ኣመሪካ ጸዲቑ

eripm June 25, 2025
ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ኣመሪካ፡ ምምሕዳር ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ኣመሪካ ዝነብሩ ስደተኛታት ካብ ዓዶም ወጻኢ ናብ ካልኦት ሃገራት...
Read More Read more about ምስጓግ ስደተኛታት ካብ ኣመሪካ ጸዲቑ
ኢትዮጵያ ጉጅለ ህግደፍ ንወራር ይዳሎ ምህላዉ ንማሕበረሰብ ክሲ ኣቅሪባ Messenger_creation_11946B15-89EB-4247-B34E-BBEEF7B4A761

ኢትዮጵያ ጉጅለ ህግደፍ ንወራር ይዳሎ ምህላዉ ንማሕበረሰብ ክሲ ኣቅሪባ

eripm June 25, 2025
መንግስቲ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣማሲዩኡ ብመንገዲ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣቢሉ ናብ ብርክት ዝበሉ ኣካላት ማሕበረሰብ ዓለም...
Read More Read more about ኢትዮጵያ ጉጅለ ህግደፍ ንወራር ይዳሎ ምህላዉ ንማሕበረሰብ ክሲ ኣቅሪባ
ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ትግራይ ስለያዊ መርበባቱ ዘርጊሑ Messenger_creation_1B8DAEF8-6D7B-4CFF-8AF2-5A802B760BBA

ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ትግራይ ስለያዊ መርበባቱ ዘርጊሑ

eripm June 25, 2025
ድምጺ ተቃውሞን ዝተፈልየ ሓሳብን ዘርዕዶ ጉጅለ ህግደፍ፡ መቀጸልታ ናይቲ በበግዚኡ ከካይዶ ዝጸንሐ ስግረዶባዊ ናይ ጭውያን ምስዋርን ተግባራቱ፡...
Read More Read more about ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ትግራይ ስለያዊ መርበባቱ ዘርጊሑ

Posts pagination

Previous 1 … 46 47 48 49 50 51 52 … 71 Next
                      Donate to ERIPM

Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond. EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.

LATEST POSTS

  • ኢራን ን2ይ ዙር ዘተ ዝከውን ውጥን ከምዘቅረበት ተገሊጹ።
  • ኡጋንዳ ህጻናት ዝቀተለ ክስቀል ፈሪዳ
  • ጫፍ ዝበጽሐ ጉዳይ ትግራይን ፈደራልን
  • 25 ቢልዮን ክሳራ ኣመሪካ ኣብ ኢራን
  • ሱዕዲ ዓረብ ን65 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናይ ሞት ፍርዲ ሂባ።

FOLLOW US ON SOCIAL MEDIA

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok

You may have missed

ኢራን ን2ይ ዙር ዘተ ዝከውን ውጥን ከምዘቅረበት ተገሊጹ። Messenger_creation_F3568E7E-0D3E-488C-882D-B5A42DDAB541

ኢራን ን2ይ ዙር ዘተ ዝከውን ውጥን ከምዘቅረበት ተገሊጹ።

May 2, 2026
ኡጋንዳ ህጻናት ዝቀተለ ክስቀል ፈሪዳ Messenger_creation_4E724089-B765-43BE-9C29-28BD3AE54B04

ኡጋንዳ ህጻናት ዝቀተለ ክስቀል ፈሪዳ

May 2, 2026
ጫፍ ዝበጽሐ ጉዳይ ትግራይን ፈደራልን Messenger_creation_F6A0D76D-CBD1-48B4-9115-F82ADA84EDA2

ጫፍ ዝበጽሐ ጉዳይ ትግራይን ፈደራልን

May 2, 2026
25 ቢልዮን ክሳራ ኣመሪካ ኣብ ኢራን Messenger_creation_8F627037-2219-4821-9467-9F16B35986B9

25 ቢልዮን ክሳራ ኣመሪካ ኣብ ኢራን

May 1, 2026

Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok
| MoreNews by AF themes.