ኣብ መንጎ መንግስታት ዋሽንግተንን ቴህራንን ዘሎ ወጥሪ፡ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናገደደ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ምምሕዳር...
International News
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ንፕረዚደንት ነበር ባራክ ኦባማን በዓልቲ ቤቱ ሚሼል ኦባማን ዝዝልፍ፡ ብ ኤኣይ (AI) ዝተቐንባበረ፡...
ማዕከን ሓበሬታ ዘ-ኢኮኖሚስት፡ ኣብ’ዚ ሳልስቲ ኣብ ገጻቱ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ ኢትዮጵያ ካብ ዝኮነ እዋን ንላዕሊ ናብ ኲናት...
ሰበስልጣን ዕጡቅ ጉጅለ ሑቲ፡ ኢትዮጵያውያን ኣመንቲ ክርስትና ንልዕሊ ዕስራ ዓመታት ክግልገልሎም ኣብ ልዕሊ ዝጸንሑ ኣብያተ ክርስትያናት፡ ናይ...
ግብጺ ኣብ ኲናት ሕድሕድ ሱዳን፡ ብናይ ድሮናት መጥቃዕቲ፡ ብቐጥታ ትሳተፍ ምህላዋ፡ The New York Times ገሊጹ። ብመሰረት...
ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ትማሊ ንግሆ ኣብ ማእከል ባሕሪ ዓረብ፡ ናብ ሰራዊት ኣመሪካ ተጸጊዓ ኣብ ዝባን መርከብ ኲናት...
ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዝረአ ዘሎ ኩነታት፡ ናብ ዳግማይ ጎንጺ ናይ ምምዕባል ዝንባለታት የሪኢ ምህላዉ...
ፕረዚደንት ግዝያዊ ምሕደራ ክልል ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ፡ ንእዋናዊ ኩነታት ግጭት ትግራይን ሰራዊት ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ፡ ብቀዳም ምሸት...
ኣቦ መንበር ኮምሽን ሕብረት ኣፍሪቃ መሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ፡ ኣብ ገለ ክፋላት ትግራይ ንዝግንፍል ዘሎ ኵነታት ብቐረባ ይከታተሎ...
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዝተፈላለዩ ማዕርፎ ነፈርቲ ከተማታት ትግራይ ከካይዶ ዝጸንሐ በራራታት ከም ዝሰረዘ...